ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማታት ኣራዳን ጉለሌን ሃንደበታዉ ዑደት ገይረን Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማታት ኣራዳን ጉለሌን ሃንደበታዉ ዑደት ገይረን። ኣብ ዑደተን ኣብተን ክፍለ ከተማታት ኣገልግሎት ኣብ ዝበዝሖም ዓውዲታት ስራሕ ዝወሃቡ ግልጋሎታት ዘተዓዘባ እንትኾና ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፍርዲ ሕቶ ዋሕስ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ውድቂ ብምግባር ንምርመራ ተወሳኺ እዋን ፈቒዱ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ኣብ ወረዳ ከተማ ቢሾፍቱ ንራብዓይ ግዜ መጋባእያ ቀሪቦም ዘቕረቡዎ ሕቶ ዋሕስ ቤት ፍርዲ ሕቶኦም ብምንፃግ ንመርማሪ ፖሊስ ተወሰኽቲ ሸውዓተ መዓልቲታት ፈቒዱ። ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ብዝተጠርሩሉ ገበን ምልዕዓል ዓመፅ፥ ኣብ ትሕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶ/ር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ፌዴሪኢ ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትየዮጵያ ስቴፋን ክርስቲያን ተዛቲዮም። ኣብቲ ዝገበሩዎ ዘተ፥ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጀርመንን ዘሎ ርክብ ንምጥንኻር ብምትሕብባር ከምዝሰርሑ ገሊፆም።…
ኮሮናቫይረስ ብቫይረስ ኮሮና ተታሒዞም ናብ ክፍሊ መሐከሚ ፅኑዕ ሕክምና ዝኣትዉ ሰባት ቁፅሮም ይውስኽ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቫይረስ ኮሮና ተታሒዞም ናብ ክፍሊ መሐከሚ ፅኑዕ ሕክምና ዝኣትዉ ሰባት ቁፅሮም እናወሰኸ ምዃኑ ተገሊፁ። ሜዲካል ዳይሬክተር ማእኸል ሕክምና ኮቪድ-19 ሚሊኒየም ዶክተር ውለታው ጫኔ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ማእኸል ልዑል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም 787 መጥቃዕቲ በይነ መረብ ፈሺሎም Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ.ም ኣብ ዝተፈላለዩ ትካላት ዝተፈነዉ 787 ዝኾኑ ፈተነታት መጥቃዕቲ በይነ መረብ ከምዘፈሸለ ኤጀንሲ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ከፍያለው ተፈራ ከምዝበሉዎ፥ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓመታዊ ኣኼባ ኣምባሳደራት ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ኣኼባ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ዋና ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፣ ኣምባሳደራትን ቆንስላ ጀነራላትን ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኣኼባ “ዲፕሎማሲያዊ ልኡኽቶና ንሃገራዊ ምዕባለ” ብዝብል መሪሕ ቓል ኢዩ እናተሳለጠ ዝርከብ።…
ስፓርት ጋንታ ባየር ሙኒክ ተዓዋቲት ፅዋዕ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ እዚ ዓመት ኮይና Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጀርመናዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ባየር ሙኒክ ንፈረንሳዊት ጋንታ ፓሪስ ሴንት ጀርመንን ብምስዓር ተዓዋቲት ፅዋዕ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ እዚ ዓመት ኮይና። ውድድር ፍፃመ ፅዋዕ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ 2019/2020 ትማሊ ምሸት ኣብ ርእሰ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ማዕቐፍ ፖሊሲ ዓውዲ መዓድንን ነዳዲን ኣብ ህላወ ክዙን መዓድንን ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማዕቐፍ ፖሊሲ ዓውዲ መዓድንን ነዳዲን ኣብ ህላወ ክዙን መዓድንን ዘድሃበ ዘተ እናተሳለጠ ምዃኑ ሚኒስትር መዓድንን ነዳዲን ፌዴሪኢ ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣፍሊጦም። ዘፈር መዓድንን ኢነርጂን ዘተኮረ ዘተ ከምዝኾነ እውን እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ከሊፋ ሃፍጣር ብፋይዝ ሳራጅ ዝተፀወዐ ስምምዕነት ተኹሲ ደው ምባል ከምዘይቕበሉ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐመጢኡ ኣብ ምብራቓዊ ሊቢያ ዝገበረ ሓይሊ ከሊፋ ሃፍጣር ብቀዳማይ ሚኒስትር ሊቢያ ፋይዝ ሳራጅ ዝተፀወዐ ስምምዕነት ተኹሲ ደው ምባል ከምዘይቕበል ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ንባዕሉ ብሄራዊ ወታደራዊ ሓይሊ ሊቢያ ኢየ ኢሉ ዝፅውዕ ጉጅለ ዝኾኑ ኣሕመድ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ 40 ሺሕ ከምዝዛየደ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Aug 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 20 ሺሕን 153 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 638 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። 16 ሰባት ድማ ብሰንኪ እቲ ቫይረስ ህይወቶም…