ወራር ዕስለ ኣንበጣ ናብ ሰለስተ ወረዳታት ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ ከምዝተዛመተ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ወራር ዕስለ ኣንበጣ ናብ ሰለስተ ወረዳታት ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ ከምዝተዛመተ ተገሊፁ።
ክኢላ ሓለዋ ዝራእቲ ዞባ ደቡብ ምብራቕ ትግራይ ኣይተ ሓለፎም ተመስገን ከምዝበልዎ፥ ኣብታ ዞባ ኣብ ወረዳ ወጀራት ጣብያ ፀሓፍቲ፣ ዓዲቀይሕ፣ ገንቲ፣ ሰንዓለን…