ቀ/ሚ ኣቢይ ካብ መሸጣ መፅሓፍ ምድማር ዝተረኸበ ብር 110 ሚሊየን ንመህነፂ ኣቢያተ ትምህርቲ ኣረኪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ መሸጣ መፅሓፍ ምድማር ዝተረኸበ ብር 110 ሚሊየን ንመህነፂ ኣቢያተ ትምህርቲ ኣረኪቦም።
እቶም ቀደማይ ሚኒትር እቲ ገንዘብ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ንዝህነፁ ኣቢያተ ትምህርቲ ዘረከቡ…