Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ብዝተገበረ ምርመራ ልዕሊ 20 ሺሕን 900 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና እንትልከፉ 365 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ብዝተገበረ ምርመራ 20 ሺሕን 900 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና እንትልከፉ 365 ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 9 ሺሕን 68 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ስሩዕ ምንቅስቓሳት ንክቋረፁ ብምግባር እቲ ክልል ማእኸል ናዕቢ ንክኸውን ዝተገበረ ፈተነ ከምዝፈሸለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ስሩዕ ምንቅስቓሳት ንክቋረፁ ብምግባር እቲ ክልል ማእኸል ናዕቢ ንክኸውን ዝተገበረ ፈተነ ከምዝፈሸለ ቢሮ ጉዳያት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ጌታቸው ባልቻ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ መገዲታት ብምዕፃው…

ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ፅባሕ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ )ሓምሻይ ዘበን መበል 11 ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ፅባሕ ክጅምር ኢዩ ተባሂሉ። ዳይሬክቶሬት ርክብ ህዝቢ እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ከምዝበሎ፥ እቲ ቤት ምኽሪ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት ጉባኤኡ ከሳልጥ ኢዩ።…

ኣብ ኣብዝሓ ከባብታት ትግራይ ስሩዕ መጠን ዝናብ ይዘንብ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብዚ ዓመት ኣብ ኩሉ ከባብታት ትግራይ ስሩዕ ዝኾነ መጠን ዝናብ ከም ዘሎ ኤጀንሲ ማእኸል ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ  ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ኣፍለጡ። ኣብቲ ኤጀንሲ መተሓባበሪ ቅድመ መጠንቀቕታ ኩነታት ዝናብ ኣይተ ዳርጌ ፍቓዱ ከም ዝሓበርዎ፥…

ኣብ ቤሩት ንዘጋጠመ ምፍንጃር ምኽኒያት ዝኾነ ኬሚካል ብዕሽሽትነት ዘቐመጡ ሰብ መዚ “ቁም” እሱራር  ኮይኖም ንክፀንሑ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብዙሓት ሰብ መዚ ወደብ ቤይሩት ብምኽንያት እቲ ብሰሉስ ኣብቲ ወደብ ዘጋጠመ ምፍንጃር ከሚካላዊ ባእታ መርመራ ንክካየደሎም ኣብ ትሕቲ ቤት ማእሰርቲ ገዛ ይኣትዉ ከም ዘለዉ ሰብ መዚ ሊባኖስ ገሊፆም። ብሰንኪ ኣብቲ ወደብ ዘጋጠመ ምፍንጃር ኣሙንዮም…

ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ምስ ዘለዋ ሃገራት ብምትሕብባር እተካይዶ ወፍሪ ፀረ ግብረ ራዕዲ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ምስ ኣብቲ ቀጠና ዘለዋ ሃገራት ብምትሕብባር እተካይዶ ወፍሪ ፀረ ግብረ ራዕዲ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል  ኣፍሊጣ። ዋና ኣዛዚ ፍሉይ ወፍሪ ኣሜሪካን ኣፍሪካን ሜጀር ጀኔራል ዳቪገን ኣንደርሰን ኣብ ክሊ…

ኣብ መዝገብ ኣይተ ሃምዛ ቦረና ዘለዉ 9 ተጠርጠርቲ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መዝገብ ኣይተ ሃምዛ ቦረና(ሃምዛ ኣዳነ)  ዝተኻተቱ 9 ተጠርጠርቲ ትማሊ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። እቶም ተጠርጠርቲ ቀዳማይ ሃምዛ ቦረና (ሃምዛ ኣዳነ) ፣ ያለምወርቅ ኣሰፋ፣ ታምራት ሑሴን ፣ ሰበቃ ቃርቴን ጌቱ ተረፈን ሓዊሱ ቁፅሮም ትሽዓተ…

ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ብዝተገበረ ምርመራ ልዕሊ 20 ሺሕ ሰባት ብቫይረስኮሮና እንትልከፉ 356 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 319 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 459 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም…

ኣብ ኬኒያ ኣባላት ስድራቤት ዝኾኑ 48 ሰባት ኮቪድ-19 ተረኺቡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኬኒያ ኣባላት ሓደ ስድራቤት ዝኾኑ 48 ሰባት ኮቪድ-19 ከምዝተረኸበቦም መራኀብቲ ሓፋሽ ኬኒያ ፀብፂበን። ሚኒስቴር ጥዕና እታ ሃገር ከምዝገለፆ፥ ሓደ ኣባል እቲ ስድራቤት ናይ ወፃኢ ጉዕዞ ገይሩ ከምዝነበረ ኣፍሊጡ። ኣባል እቲ ስድራ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 20 ሺሕ ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 20 ሺሕን 336 ከምዝበፅሐ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓላፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 7 ሺሕን 319 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 459 ከምዝተረኸቡ…