ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ሓደ መዓልቲ 2 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መርሃ ግብሪ እናተሳተፉ ንዝርከቡ ዜጋታት ምስጋና ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ጥራሕ 2 ሚሊየን ፈልሲታት ንምትካል ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መርሃ ግብሪ እናተሳተፉ ንዝርከቡ ዜጋታት ምስጋና ኣቕሪቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣባ ማሕበራ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም…