ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ደቡብ ኣብ እዋናዊ ክልላዊን ሃገራዊን ጉዳያት ብምድሃብ ዘተ የሳልጡ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ደቡብ ኣብ እዋናዊ ክልላዊን ሃገራዊን ጉዳያት ብምድሃብ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዘተ የሳልጡ ኣለዉ።
ሓላፊ ዓውዲ ፖለቲካን ርእዮተ ኣለምን ፓርቲ ብልፅግና ክልል ደቡብ ኣይተ ኣክሊሉ ታደሰ ኣብ መኽፈቲ እቲ መድረኽ ኣብ…