ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ፋብሪካ መፍረዪ ኪት መመርመሪ ቫይረስ ኮሮና ብዕሊ መሪቖም ከፊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ፋብሪካ መፍረዪ ኪት መመርመሪ ቫይረስ ኮሮና ብዕሊ መሪቖም ከፊቶም።
እቲ ዝተመረቐ ፋብሪካ መፍረዪ ኪት ኣብ ውሽጢ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቦሌ ለሚ ኢዩ።
ቢ.ጂ.ኣይ ጥዕና ኢትዮጵያ፥ ንዕዳጋ ኢትዮጵያን…