ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል መዚ ጉዳያት ማሪታይም ኣብ መሪሕ ትልሚ 10 ዓት ኣድሂቡ ይዛተ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል መዚ ጉዳያት ማሪታይም ኣብ መሪሕ ትልሚ 10 ዓት ኣድሂቡ ይዛተ ኣሎ። እቲ በዓል መዚ ኣብ ቀፀልቲ 10 ዓማውቲ ክስርሑ ዝተሓሰቡ ዘፈራት ሎጂስቲክስን ባሕሪን ብዝምልከት ኢዩ እናተዛተየ ዝርከብ። ኣብ ዝቕፅሉ 10 ዓማውቲ ግልጋሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሽፋን ሕጋዊ ንግዲ ንምጭብርባር ተሓሲቡ ዝነበረ ልዕሊ ብር 4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ቀረፅን ታክሲን ተኣኪቡ Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሽፋን ሕጋዊ ንግዲ ንምጭብርባር ተሓሲቡ ዝነበረ ልዕሊ ብር 4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ቀረፅን ታክሲን ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። እቶም ምጭብርባራት ንግዲ ኣብ ቦሌ፣ ኣዳማ፣ ቃሊቲን ድሬዳዋን ዝርከቡ ጨንፈራት ጉምሩኽ ዝተኣከቡ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባሕቲ ጳጉሜን መዓልቲ ሳይክልን እግረኛታትን ኮይና ክትውዕል ኢያ – ሚኒስቴር ትራንስፖርት Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባሕቲ ጳጉሜን መዓልቲ ሳይክልን እግረኛታትን ኮይና ከምትውዕል ሚኒስቴር ትራንስፖርት ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እታ መዓልቲ ብብርኪ ሃገር ኣብ ኩለን ርእሰ ከተማ ክልላትን ካልኦት ከባቢታትን ተኸቢራ ከምትውዕል ኢዩ እቲ ሚኒስቴር ዝሓበረ። እዚ ኣከባብራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽንያት ለውጢ ከባቢ ኣየር ዝፍጠር ቀውሲ ንምግታእ ፍልፍል ሓይሊ ናብ ዝሕደስ ሓይሊ ምልዋጥ የድሊ – ዶ/ር ኢ/ር ስለሺ በቀለ Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት ለውጢ ከባቢ ኣየር ዝፍጠር ዘሎ ቀውሲ ንምግታእ ብውድብ ሕቡራት መንግስታት ካብ ዝተፈለዩ ሓደ ዝኾነ ፍልፍል ሓይሊ ብቕልጡፍ ናብ ዝሕደስ ሓይሊ ምልዋጥ ከምዝኾነ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ፌዴሪኢ ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ኣፍሊጦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2 ሚነሊየን ሽኮር ናብ ውሽጢ ሃገር የኣቱ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝመፅ ሓዱሽ ዓመት ሕፅረት ሽኮር ከየጋጥም ብብል ክልተ ሚሊየን ሽኮር ተገዚኡ ናብ ሃገር እናኣተወ ምዃኑሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ሕብረተሰብ ዝህሉ ልዑል ጠለብ ሽኮር ንምምላእ ሕፅረት ቀረብ…
ኮሮናቫይረስ Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 20 ሺሕን 778 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 804 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ…
ቴክኖሎጂ ኣብ ኢትዮጵያ ውፅኢት ምርመራ ኮቪድ 19 ብመልእኽቲ ፅሑፍ ሞባይል ንምፍላጥ ዘኽአል ኣሰራርሓ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውፅኢት ምርመራ ላቦራቶሪ ኮቪድ 19 ንተመርመርቲ ብመልእኽቲ ፅሑፍ ሞባይል 8335 ንምፍላጥ ዘኽእል ኣሰራርሓ ምጅማሩ ኢኒስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብመንፅር ምዕባይ ስርዓት መረዳእታ ላቦራቶሪ ብዙሓት ስራሕቲ ከምዝተሰርሑ ዝሓበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንጂነር ይልቃል ጌትነት ብናፃ ተሰናቢቶም Gebremariam Weldegerima Sep 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሁውከትን ናዕቢን ብምውላዕ ኣብ ልዕሊ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ብምብፃሕ ገበን ተጠርጢሮም ብፖሊስ ምርመራ ክግበረሎም ዝፀንሐ ኢንጂነር ይልቃል ጌትነት ብናፃ ተሰናቢቶም። መርማሪ ፖሊስ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣራዳ ምድብ መጋባእያ ጊዘ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ብኻሊእ መዝገብ ኣብ ቤት ፍርዲ ብምቕራብ ጉዳዮም ተራእዩ Gebremariam Weldegerima Sep 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ብኻሊእ መዝገብ ኣብ ወረዳ ቤት ፍርዲ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ከተማ ቢሸፍቱ ብምቕራብ ጉዳዮም ተራእዩ። ዓቃቤ ሕጊ ኣብቲ መጋባእያ ብምቕራብ ኣብ ኢዶም ዝተረኸበ ሰነድ መጣየሺ ሽግግር መንግስቲ ዝብልን ንዘሎ ለውጢ…
ኮሮናቫይረስ ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ መሳርሒታት መመርመሪ ቫይረስኮሮና ብሓገዝ ንኢትዮጵያ ኣበርኪቱ Gebremariam Weldegerima Sep 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓለም ለኻዊ ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ(ዩ.ኤስ.ኤይድ) መሳርሒታት መመርመሪ ቫይረስ ኮሮና ብሓገዝ ንኢትዮጵያ ኣበርኪቱ። ዩ.ኤስ.ኤይድ ኢትዮጵያ ኣብ ትዊተር ገፁ ከምዝፀሓፎ፥ ቫይረስ ኮሮና ዝርከቦም ቁፅሪ ሰባት ይውስኽ ኣብ ዘለሉ እዋን ምስ…