ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ተወሰኽቲ 11 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima May 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕን 764 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ 11 ሰባት ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ። ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት በቲ ቫይረስ ምልካፎም ካብ ዝተረጋገፁ ሰባት ኩሎም ኢትዮጵያውያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወፃኢን ኣታዊን ኣቑሑት ኣብ ዝተኣናገደሉ ደረቕ ወደብን ተርሚናልን ሞጆ ምርመራ ቫይረስ ኮሮና ከምዝተጀመረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ወፃኢን ኣታዊን ኣቑሑት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተኣናገደሉ ደረቕ ወደብን ተርሚናልን ሞጆ ምርመራ ቫይረስ ኮሮና ምጅማሩ ትካል ግልጋሎት ትራንስፖርት ባሕሪን ሎጂስቲክስን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ደረቕ ወደብን ተርሚናልን ሞጆ መብዛሕትኦም ወፃእቲን ኣተውቲን ኣቕሑት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምልኢት ማይ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኣብ መፃኢ ወርሒ ሓምለ ንምጅማር ዘለዋ ትልሚ ተግባራዊ ከምትገብር ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima May 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምልኢት ማይ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኣብ መፃኢ ወርሒ ሓምለ ንምጅማር ዘለዋ ትልሚ ተግባራዊ ከምትገብር ኣፍሊጣ። ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝመርሑዎን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተሳተፉሉን ኮሚቴ ቴክኒክ ግድብ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ንካልኣይ ግዘ ዘንሳዕረረ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ስግኣት ፈጢሩ ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኮሪያ ንካልኣይ ግዘ ዘንሳዕረረ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ስግኣት ከምዝፈጠረ ተገሊፁ። ኣብ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ 35 ሰባት እቲ ቫይረስ ዝተረኸቦም እንትኸውን፥ ብሓፈሻ ኣብ ውሽጢ 48 ሰዓታት ኣብታ ሃገር 69 ሰባት ቫይረስ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም 241 በፂሑ Gebremariam Weldegerima May 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 03 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ቁፅሮም 241 ምብፅሑ ተገሊፁ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ 29 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ዝገለፀ እንትኸውን፥ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ትማሊ ኣማስዩ…
ጥዕና ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ሓገዝ ንዝገብሩ ሰብ ሞያ ጥዕናን ካልኦት ሰብ ሞያን ሽፋን መድሕን ህይወት ክግበረሎም ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ሓገዝ ንዝገብሩ ሰብ ሞያ ጥዕናን ካልኦት ሰብ ሞያን ሽፋን መድሕን ህይወት ንምሃብ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ትካል መድሕን ኢትዮጵያ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ለበዳ ቫይረስኮሮና ቁፅሪ ሸቕሊ ኣልቦነት ኣብ ኣሜሪካ ብዝኸፍአ ኩነታት ክውስኽ ከምዝገበሮ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ለበዳ ቫይረስኮሮና ቁፅሪ ሸቕሊ ኣልቦነት ኣብ ኣሜሪካ ብዝኸፍአ ኩነታት ክውስኽ ከምዝገበሮ ተገሊፁ። ኣብታ ሃገር ብሰንኪ ኮቪድ-19 ስራሕ-ኣልቦነት 14 ነጥቢ 7 ሚኢታዊ ከም ዝበፅሐ ተሓቢሩ። ከምኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ…
ኮሮናቫይረስ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ኮቪድ 19 ንምክልኻል ዓሊሙ ንዝግበር ዘሎ ፃዕሪ ልዕሊ 37 ሚሊየን ዶላር ሓጊዛ Gebremariam Weldegerima May 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ ኮቪድ 19 ንምክልኻል ዓሊሙ ንዝግበር ዘሎ ፃዕሪ ልዕሊ 37 ሚሊየን ዶላር ሓጊዛ። እቲ ሓገዝ ብዋናነት ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን፣ ተቓላዕነት ሕብረተሰብ ንምቕናስ ከምኡ'ውን ግንዛበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ደቡብ ብዘጋጠመ ምድርማስ መሬት 12 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima May 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ፍሉይ ወረዳ ኣሌ ትማሊ ብዘጋጠመ ምድርማስ መሬት 12 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም ካብቶም ህይወቶም ዝሓለፉ ክሳብ ሐዚ ኣስከሬን ሓሙሽተ ሰባት ከምዝተረኸበ ተሓቢሩ። እቲ ምድርማስ መሬት ኣብ ልዕሊ ሽዱሽተ ኣባይቲ ምስ ሙሉእ ስድራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ዋናፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብስልኪ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 8, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመመድ ምስ ዋናፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉተሬዝ ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዝገበሩዎ ዘተ ድማ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ምክልኻል ኣብ ዝከኣለሉ ዛዕባ ኣልዒሎም ምዝታዮም እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር…