ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢታማጁር ሹም ጀኔራል ኣደም መሓመድ ምስ ስዑድ ዓረብ መዘነኦም ተዛትዮም Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢታማጁር ሹም ፌዴሪኢ ጀኔራል ኣደም መሓመድ ምስ ስዑድ ዓረብ መዘነኦም ጀኔራል ፋያድ ኣል ሩዋይሊ ተዛትዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ብዓውዲ ምክልኻል ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ዘሎ ርክብ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛትዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ሚኒስትር ንግዲ ወፃኢን ትሕብብር ልምዓትን ኔዘርላንድስ ተዛትየን Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ንግዲ ወፃኢን ትሕብብር ልምዓትን ኔዘርላንድስ ሲግሪድ ካግ ተዛትየን። ኣብ ዓውታት ምትሕብባር ኢትዮጵያን ኔዘርላነድስን ኣድሂበን ከምዝተዛተያ ተገሊፁ። ኔዘርላንድስ ኣብ ዓውዲታ ሕርሻን…
ቢዝነስ ሆቴል ስካይ ላይት ደረጃ 5 ኮኾብ ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ባህልን ቱሪዝምን ንሆቴል ስካይ ላይት ሓዊሱ ናይ ኣርባዕተ ሆቴላት ደረጃ ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ ሆቴል ስካይ ላይት ደረጃ ሓሙሽተ ኮኾብ እንትረክብ፥ ሆቴላት ዴንቨርን ዓለም ለኻዊ ሆቴል በላይን በዓል ክልተ ኮኾብ ደረጃ ተዋሂቦም።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ነበር ፕሬዚዳንት ሜክሲኮ ብገበን ግዕዝይና ምርመራ ይግበረሎም ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ሜክሲኮ ኤኔሪኬ ፔና ኔቶ ብገበን ግዕዝይና ተጠርጢሮም ምርመራ እናተበረሎም ምዃኑ ተገሊፁ። እቶም ፕሬዚዳንት፥ ካብ ግዕዝይና ብተወሳኺ ኣብ ገበን ዘይሕጋዊ ዝውውር ገንዘብን ስልጣን ብዘይግቡእ ምጥቃምን ከምዝጥርጠሩ እውን ፍልላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ቅዱስ ጴጥሮስ ብቫይረስ ኮረኖ ዝተለኸፉ ሕሙማት ንምቕባል ዘኽእሎ ስራሕቲ ምዝዛሙ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ቅዱስ ጴጥሮስ ብቫይረስ ኮረኖ ዝተለኸፉ ሕሙማት ንምቕባል ዘኽእሎ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው ምውጋኑ ኣፍሊጡ። እቲ ሆስፒታል ቫይረስ ኮሮና ሃንደበት ናብ ውሽጢ ዓዲ እንተኣትዩ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሕሙማት ንኸተኣናግድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ በቢዓመቱ ልዕሊ 5 ሺሕ ደቂ ኣንስትዮ ብምኽንያት ሕማም መንሽሮ ጫፍ ማህፀን ህይወተን ከምዝሓልፍ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ በቢዓመቱ ልዕሊ 5 ሺሕ ደቂ ኣንስትዮ ብምኽንያት ሕማም መንሽሮ ጫፍ ማህፀን ህይወተን ከምዝሓልፍ ተገሊፁ። ሕማም መንሽሮ ጫፍ ማህፀን ብዝምልከት፥ ሙሁራት ናይቲ ዓውዲ፣ ሚኒስትር ጥዕና፣ ከምኡ እውን ካልኦት ኣጋር ኣካላት ዝተሳተፉሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንዝኽሪ ኢንጅነር ስመኘው በቀለ ዝተሰርሐ ሓወልቲ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ዋና መካየዲ ስራሕ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኢንጅነር ስመኘው በቀለ ዝተሰርሐ ዝኽሪ ሓወልቲ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ። ኣብ ስነ- ስርዓት ምረቓ እቲ ሓወልቲ፥ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጅነር ስለሺ በቀለ፣ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ጋምቤላ ለውጢ ዝድግፍ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጋምቤላ ለውጢ ዝድግፍ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ሰልፊ መናእሰይን ደቂ ኣንስትዮን ሓዊሱ ኣብ ከተማ ጋምቤላን ከባቢኣን ዝነብሩ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ይሳተፉ ኣለዉ። እቶም ነበርቲ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ኣባላት ብሄራዊ ኮሚሽን ዕርቀ ሰላም ይዛተዩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላት ብሄራዊ ኮሚሽን ዕርቀ ሰላም ይዛተዩ ኣለዉ። እቲ ኮሚሽን ካብ ዝጣየሽ ሓደ ዓመት ዝመልኦ እንትኸውን፥ ክሳብ ሐዚ ዝሰርሖም ስራሕቲ ዝምልከት ፀብፃብ ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣቕሪቡ። ዓቕሙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 11 መድረኽ ዘተ ኮሚሽነራት ቤት ህንፀት ክልልን ፌዴራልን ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 11 መድረኽ ዘተ ኮሚሽነራት ቤት ህንፀት ክልልን ፌዴራልን ኣብ ከተማ ባህርዳር ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ “ ኣብያተ ህንፀት እዛ ሃገር ሰብኣዊ መሰልን ልዕልነት ሕጊን ዝኽበረለን ውፅኢታዊ ማእኸላት ህንፀት ክንገብረን ኢና” ዝብል መሪሕ ቃል…