ኣብ ልዕሊ ሓላፊ ፀፅታን ቡራዩን ካልኦትን መጥቃዕቲ ብምፍፃም ህይወት ዘጥፍኡ ኣካላት ክትትል ብምግባር ስጉምቲ ከምዝውሰድ ፖሊስ ኦሮሚያ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ቡራዩ ኣብ ልዕሊ ሓላፊ ፀፅታን ካልኦትን መጥቃዕቲ ብምፍፃም ህይወት ዘጥፍኡ ኣካላት ተኸታቲሉ ስጉምቲ ከምዝወስድ ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ገሊፁ።
እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ቡራዩ ሓላፊ ፀፅታ እታ ከተማ…