ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ነቲ ሕዚ ዘሎ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ ነቲ ሕዚ ዘሎ ሃገራዊ ለውጢ ዝድግፍ ሰላማዊ ሰልፊ ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ። ኣብ ስታዲየም ሃዋሳ ኣብ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ፥ ብዙሓታ ነበርቲ እታ ከተማን ከባቢኣን ተሳተፍቲ ኮይኖም ኢዮም። እቲ ሰልፊ ንቀዳማይ ሚኒስትር…
ቴክኖሎጂ 160 ቀዳማይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ትግራይ መርሃ ግብሪ ዲጂታል ትምህርቲ ተረባሕቲ ኮይነን Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ልምዓት ትግራይ(ማልት) 160 ቀዳማይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ እቲ ክልል መርሃ ግብሪ ዲጂታል ትምህርቲ ተረባሕቲ ንክኾና ከምዝገበረት ኣፍሊጣ። ኣተሓባባሪ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ማልት ኣይተ ንጉሰ ገብረክርስቶስ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ክልል ትግራይ…
ስፓርት ኣትሌት ኣባብል የሻነህ ክብረ ወሰን ዓለም ፍርቂ ማራቶን ሰይራ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ራስ ኣል ቃይማህ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ኣባብል የሻነህ ክብረ ወሰን ዓለም ብምስባር ተዓዊታ። እታ ጓል 28 ዓመት ኣትሌት፥ ብ 1 ሰዓት 4 ደቒቕን 31 ካልኢትን ብምእታው እያ ነቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሸብር ባልቻ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኮይኖም ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ኣሸብር ባልቻ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኮይኖም ምሻሞም ተገሊፁ። ኣይተ ኣሸብር ቅድሚ ሕዚ ኣብ ነበር ኢንስቲቲዩት ቴክኖሎጂ ማይ ኣርባ ምንጭ ብሜካኒካል ምህንድስና ናይ መጀመርታ ዲግሪ ዝተቐበሉ እንትኾኑ፥ ካብ ዩኒቨርሲቲ…
ቢዝነስ ሚኒስቴር እቶት ንከፈልቲ ግብር ኣመስጊኑ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር እቶት ኣብ መንፈቕ ዓመተ 2012 ንዝተመዝገበ ዕዉት ኣፈፃፅማ ልዑል ግብሪ ንዝኸፈሉ ኣካላት ኣመስጊኑ። እቲ መርሃ ግብሪ ምስጋና፥ ትማሊ ምሸት ከምዝተሳለጠ ካብ ሚኒስቴር እቶት ዝረኸብናዮ ሓሬታ የረድእ። ሚኒስትር እቶት ወይዘሮ ኣዳነች…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 1 ሚሊየን ዜጋታት ካብ ሓገዝ ናፃ ከምዝኾኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመንግስቲን ትካላት ወሃብቲ ሓገዝን ድጋፍ ዝግበረሎም ዝነበሩ ልዕሊ 1 ሚሊየን ዜጋታት ካብ ተሓጋዛይነት ናፃ ከምዝወፅኡ ተገሊፁ። እቶም ዜጋታት ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ብሰንኪ ከባቢ ኣየርን ፀገም ፀፅታን ካብ መረበቶም ተፈናቒሎም ዝነበሩ ኢዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮንፈረንስ ስድራ ስዉኣት ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክሳለጥ እዩ Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮንፈረንስ ስድራ ስዉኣት ካብ ሎሚ መዓልቲ ክሳብ 15 ለካቲት 2012 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ከም ዝሳለጥ ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ገሊፁ። ሓላፊት እቲ ቢሮ ወይዘሮ ኪሮስ ሓጎስ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ክልል ዓፋር ኣብዛ ሃገር ዘሎ ለውጢ ብምድጋፍ ሰለማዊ ሰልፍታት ተሳሊጦም Gebremariam Weldegerima Feb 21, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ክልል ዓፋር ኣብዛ ሃገር ዘሎ ለውጢ ብምድጋፍ ሰለማዊ ሰልፍታት ተሳሊጦም። እቶም ሰልፍታት ኣብ ወረዳ ሃንሩካ፣ በያሎ፣ ፍሉይ ወረዳ ኣርጎባን ኣዋሽ ሱባህ ኪሎን ዝተሳለጡ ኢዮም። እቲ ትማሊ ዝተሳለጠ ሰልፊ፥ “ምዕባለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢታማጁር ሹም ጀኔራል ኣደም መሓመድ ምስ ስዑድ ዓረብ መዘነኦም ተዛትዮም Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢታማጁር ሹም ፌዴሪኢ ጀኔራል ኣደም መሓመድ ምስ ስዑድ ዓረብ መዘነኦም ጀኔራል ፋያድ ኣል ሩዋይሊ ተዛትዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ብዓውዲ ምክልኻል ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ዘሎ ርክብ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛትዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ሚኒስትር ንግዲ ወፃኢን ትሕብብር ልምዓትን ኔዘርላንድስ ተዛትየን Gebremariam Weldegerima Feb 20, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ንግዲ ወፃኢን ትሕብብር ልምዓትን ኔዘርላንድስ ሲግሪድ ካግ ተዛትየን። ኣብ ዓውታት ምትሕብባር ኢትዮጵያን ኔዘርላነድስን ኣድሂበን ከምዝተዛተያ ተገሊፁ። ኔዘርላንድስ ኣብ ዓውዲታ ሕርሻን…