ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ ሃገራዊ መረፃ ኣድሂቦም ዝቐርቡ ኣማራፂታት መፍትሒ ብዝምልከት ፅባሕ ክዛተ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ 3ይ ፍሉይ ኣኼቡኡ ፅባሕ 27 ሚያዝያ 2012 ዓ.ም ከምዘካይድ ቤት ፅሕፈት እቲ ባይቶ ኣፍሊጡ።
እቲ ባይቶ ኣብ ናይ ፅባሕ ኣኼቡኡ፥ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራዊ መረፃ ኣድሂቡ ዘቕረቦም ኣማራፂታት መፍትሒ…