ቢዝነስ ኣፍሪና ራይድ ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ኣገልግሎት መጓዓዝያ ኣብ ከተማ መቐለ ክጀምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣፍሪና ራይድ ዝተብሃለ ትካል ኣገልግሎት መጓዓዝያ ኣብ ከተማ መቐለ ንምጅማር ምድላዋቱ ከም ዝወገነ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ቅድሚ ሐዚ ኣብ ታክስን ካልኦት መጓዓዝያን ኣብ ተሳፈርቲ ይበፅሕ ንዝነበረ ፀገማት ንምፍታሕ ዝሕግዝ ስራሕቲ ከምዝሰርሕ ገሊፁ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኣተሓሕዛ ለበዳ ቫይረስኮሮና ዘባኸኖ ግዜ የለን-ዶክተር ቴድሮስ Gebremariam Weldegerima May 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዳይሬክተር ጀነራል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም፥ “ኣብ ኣተሓሕዛ ለበዳ ቫይረስኮሮና ውድብ ጥዕና ዓለም ምዝሕሓል ኣርእዩ” ንዝብል ነቀፌታ ነፂገምዎ። ዶክተር ቴድሮስ፡ ውድብ ጥዕና ዓለም ንቫይረስኮሮና ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ህንዲ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምቁፅፃር ዓሊማ ኣዊጃቶ ንዝፀንሐት ዕፅዋ ንዝቕፅል ክልተ ሰሙን ክቕፅል ወሲና Gebremariam Weldegerima May 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህንዲ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምቁፅፃር ዓሊማ ኣዊጃቶ ንዝፀንሐት ዕፅዋ ንዝቕፅል ክልተ ሰሙን ክቕፅል ከምዝወሰነት ተገሊፁ። ብመሰረት እቲ ዝወፅአ መምርሒ ምንዋሕ ዕፅዋ፥ እታ ሃገር ቀይሕ፣ ቀጠልያን ኣራንሾኒን ብዝብል ኣብ ሰለስተ ዞባታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምጥያሽ ፎሮም ዓለም ለኻዊነት ዩኒቨርሲቲታት ኢትዮጵያ ዘድሃበ ዘተ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima May 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓለም ለኻዊነት ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ኢትዮጵያ ዝሰርሕ ፎረም ንምጥያሽ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ። እቲ ዘተ ብመደረ ዘስምዑ ሚኒስትር ዲኤታ ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ፕሮፌሰር ኣፈወርቅ ካሱ፥ ኣብ ዓለም ለኻዊነት ላዕለዎት…
ኮሮናቫይረስ ኣባል ሃገራት ሚኒስትራት ዓውዲ ትምህርቲ፣ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ክሊ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ተዛትዮም Gebremariam Weldegerima May 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ዓውዲ ትምህርቲ፣ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ላዕለዎት ኣመራርሓታትን ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ክሊ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ተዛትዮም። ኮቪድ-19 ብዝተዋደደ መልክዑ ንምክልኻል ዝተሰርሑ ስራሕቲን ክስርሑ ኣብ ዝግበኦም ቀፀልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት መርማሪ ቦርድ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኮቪድ19 ንምክልኻልን ፍልፍል እቶት ዘይብሎም ነበርቲ ንምሕጋዝን ኣብ ዘተኣኻኸቦም ንብረታት ዑደት ኣካይዶም Gebremariam Weldegerima May 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት መርማሪ ቦርድ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኮቪድ19 ንምክልኻልን ፍልፍል እቶት ዘይብሎም ነበርቲ ንምሕጋዝን ኣብ ዘተኣኻኸቦም ንብረታት ዑደት ኣካይዶም። ሓላፊ ቦሮ መተሓባበሪ መናእሰይን ገበርቲ ሰናይን ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮቪድ-19 ምኽንያት ብምግባር ኣብ ልዕሊ ሰራሕተኛታት ዘይሕጋዊ ስእነት ውሕስና ስራሕ ከይበፅሕ ትኹረት ምግባር ከምዝግባእ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima May 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ምኽንያት ብምግባር ኣብ ልዕሊ ሰራሕተኛታት ዘይሕጋዊ ስእነት ውሕስና ስራሕ ከይበፅሕ ትኹረት ምግባር ከምዝግባእ ሚኒስቴር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳያን ኣተሓሳሲቡ። ሚኒስትር ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳያን ዶክተር ኤርጎጌ ተስፋዬ፥…
ኮሮናቫይረስ ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዝተጣየሸ ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስትራት ክሳብ ሓዚ ኣብ ዘሎ ኣፈፃፅሙኡ ገምጋም ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima May 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዝተጣየሸ ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስትራት ክሳብ ሓዚ ኣብ ዘሎ ኣፈፃፅሙኡ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ገምጋም ኣካይዱ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ እቲ ገምጋም ኣመልኪቶም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፍርቂ ዝኾኑ ሰራሕተኛታት ዓለም ስረሖም ከይስእኑ ስግኣት ኣንፀላሊዩዎም ኣሎ – ትካል ዓለም ለኸ ሰራሕተኛታት Gebremariam Weldegerima May 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብዚ ሕዚ እዋን ፍርቂ ዝኾኑ ሰራሕተኛታት ዓለም ስረሖም ከይስእኑ ስግኣት ከምዘንፀላለዎም ትካል ዓለም ለኸ ሰራሕተኛታት ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ዝርገሐ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዝሓበሮ፥ እቲ ኣጋጣሚ ኣብ መላእ ዓለም…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ ክልተ ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima May 1, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 912 ሰባት ምርማራ ላቦራቶሪ ቫይረስከኮሮና ከምዝተገበረሎም ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ከምዝበልኦ፥ ምርመራ ካብ ውሽጢ ዝተገበረሎም እቶም ክልተ ሰባት በቲ ቫይረስ…