Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚ/ር ዶ/ር ኣቢይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኖርዌይ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኖርዌይ ኤርና ሶልበርግ ተዛትም። ክልቲኦም መራሕቲ፥ ኣብ ክልተኣዊ፣ ቐጠናዊን ዓለም ለኻዊን ዛዕባታት ኣድሂቦም ምዝታዮም ተገሊፁ። ኤርና ሶልበርግ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልወን…

ኣብ ከባቢ ድሬዳዋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 16 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ድሬዳዋ 20 ኪሎ ሜትሮ ርሒቓ ኣብ ትርከብ ከባቢ ላስ ዴሬ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 16 ሰባት ሓሊፉ። ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ከባቢ 11 ሰዓት ዘጋጠመ እቲ ሓደጋ ትራፊክ፥ ካብ ዝሞቱ ሰባት ብተወሳኺ 5 ሰባት ከቢድ፣ 7 ሰባት ድማ ቀሊል ጉድኣት…

መበል 70 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኢጋድ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 70 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ /ኢጋድ/ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። እቲ ቤት ምኽሪ፥ ኣብ ከይዲ ቅድመ ምስረታ መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ብዝርዝር ገምጊሙ። ተናሓናሕቲ ውድባት እታ ሃገር፥…

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣቢይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተዛትም። ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ንምግባር ትማሊ ምሸት ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተዉ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ካናዳ ጀስቲን ትሩዶ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ኣብ…

መራሒ ኣልቃይዳ ቃሲም ኣል ራይሚ ኣብ የመን ተቐቲሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መራሒ ኣልቃይዳ ዝነበረ ቃሲም ኣል ራይሚ ጦር ሰራዊት ኣሜሪካ ብዝፈነዎ መጥቃዕቲ ኣብ የመን ምቕታሉ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣፍሊጡ። ኣሜሪካ፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓያን ካብ 2015 ጀሚሩ ንጉጅለ ራዕዲ ኣልቃይዳ እናመርሐ ዝነበረ ቃሲም ኣል ራይሚ ኣብ የመን…

መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታው ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝካየድ ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታው ጀሚሮም። ክሳብ ሕዚ ድማ ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦማር ጌሌህን ፕሬዚዳንት ዚምባብዌ ኤመርሰን መናንጋጋዋን ኣትዮም ኣለዉ።…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣባላት ቦርድ ፋውንዴሽን ቢግ ዊን ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮንን መቐመጢኡ ኣብ እንግሊዝ ምስ ዝገበረ ኣባላት ቦርድ ፋውንዴሽን ቢግ ዊን ተዛትዮም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2030 ፀገም ድኽዳኸ ንምውጋድ ኣብ ትገብሮ ፃዕሪ…

ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣባል ቤት ምኽሪ ፀፅታን ሰላምን ሕብረት ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣባል ቤት ምኽሪ ፀፅታን ሰላምን ሕብረት ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፀን። ስለዝኾነ ክልቲአን ሃገራት ንዝቕፅሉ ክልተ ዓማውቲ ኣባል ብምዃን ከገልግላ ኢየን። እቲ ቤት ምኽሪ ምክልኻል፣ ምቁፅፃርን ኣፈታትሓን ጎንፂ ሕብረት ኣፍሪካ…

ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ታንዛኒያን መዘነኦም ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ማሪ ቱምባ ንዜዛን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ታንዛኒያ ፕሮፌሰር ፓላማ ጋምባ ጆን ካቡዲ ተዛትዮም። እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ ጎናጎድኒ ስሩዕ ኣኼባ…