ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ተወሰኽቲ 8 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ተወሰኽቲ 8 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር ከምዝበሎ፥ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 447 ሰባት ምርመራ ላባራቶሪ ተገይሩሎም። ካብዚኦም እቶም ሸሞንተ ብቫይረስኮሮና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ቢል ኤንድ ሚሊንዳ ጌትስ ፋውንዴሽን” 200 ሚሊየን ብር ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ለጊሱ Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)“ቢል ኤንድ ሚሊንዳ ጌትስ ፋውንዴሽን” ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዘኽእል 200 ሚሊየን ብር ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከምዝለገሰ ምክትል ከንቲባ እታ ከተማ ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣፍሊጦም። እቲ ሓገዝ ገንዘብ ለበዳ ሕማም ኮቪድ 19 ንምክልኻል…
ቢዝነስ ኣብ ትግራይ ኣብ እዋን ሃይማኖታዊ በዓላት ንዝፍፀም ሕርዲ እንስሳ ዝኸውን መተግበሪ ትልሚ ዕላዊ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንኡስ ግብረ ሓይሊ ቁጠባ ህፁፅ ኣዋጅ ትግራይ ኣብ እዋን ሃይማኖታዊ በዓላት ንዝፍፀም ሕርዲ እንስሳ ዝኸውን መተግበሪ ትልሚ ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት እዚ፦ ጉዚ ስጋ (ቤት ሕርድታት ኣብ ዘይብሉ ኩነታት) ሀ/ ጉዚ ስጋ ኣብ ዝግበረሉ እዋን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቢሮ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ተምሃሮ ኣብ መንበሪኦም ኮይኖም ብቴሌቪዥን ንክመሃሩ ዘኽእል ምድላው ከምዝገበረ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተምሃሮ ኣብ መንበሪኦም ኮይኖም ብቴሌቪዥን ንክመሃሩ ዘኽእል ምድላው ከምዝገበረ ኣፍሊጡ። ምኽትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ኣዲሱ ሻንቆ ንፋና ብሮድ ካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ እቲ ፈነወ ኣብ ቴሌቪዥን ኣፍሪ…
ኮሮናቫይረስ ኤርትራውያን ተቐማጦ መቐለ ኣብ መዓስከራት ንዝርከቡ ስደተኛታት ኤርትራ ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መቐለ ዝቕመጡ ኤርትራውያን ቅድሚ ሕደት ሰሙናት ኣብ መቐለ ብዘካየድዎ ኣኼባ ኣብ ዓለም ኣሻቓሊ ኮይኑ ዝርከብ ቫይረስኮሮና ብፍላይ ኣብ መዓስከራት ንዝርከቡ ስደተኛታት ዝያዳ ክሃሲ ከም ዝኽእል ተረዳዲኦም። ንሳቶም ብዓቕሞም ክገብርዎ ዝኽእሉ ነገር…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራይ ሰብ ሃፍቲ ንምክልኻል ቫይረስኮሮና ዝገብርዎ ገንዘባውን ንዋታውን ሓገዝ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ሰብ ሃፍቲ ንምክልኻል ቫይረስኮሮና ዝገብርዎ ገንዘባውን ንዋታውን ሓገዝ ተጠናኺሩ ይቕፅል ከምዘሎ ተገሊፁ። በዓል ሃፍቲ ኣይተ ሃይለ ተ/ኪሮስ (ሃይለ ላምባ) ንመከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ብር 6 ነጥቢ 2 ሚልየንን ንምምሕዳር ከተማ…
ኮሮናቫይረስ መንግስቲ ሕቡራት ኢሚሬትስ ዓረብ 15 ቶን ዝምዘን እታዎታት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ንኢትዮጵያ ድጋፍ ገይራ Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ሕቡራት ኢሚሬትስ ዓረብ 15 ቶን ዝምዘን እታዎታት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ንኢትዮጵያ ድጋፍ ገይራ። እቶም ብመልክዕ ሓገዝ ዝተልኣኹ እታዎታት፥ ክዳውንቲ መከላኸሊ ምንኽኻእን መሸፈኒ ኣፍን ኣፍጫን(ማስክ) ዘካተቱ ከምኾኑ ቀዳማይ ሚኒስትር…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ዓለም ቁፅሪ ብኮቪድ-19 ዝተለኸፉ ሰባት ልዕሊ 1 ሚሊየን 870 ሺሕን በፂሑ Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዓለም ቁፅሪ ብኮቪድ-19 ዝተለኸፉ ሰባት 1 ሚሊየን 870 ሺሕን 76 በፂሑ። ዩኒቨርሲቲ ጆንስ ሆፕኪንሰ ኣብ ዘውፀኦ ሓበሬታ 116 ሺህን 52 ሰባት ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሕለፉ እንትኾኑ፥ 441 ሺሕን 323 ሰባት ድማ ካብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ብስልኪ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፔዮ ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ቫይረስ ኮሮና ምዕጋት ምቁፅፃርን ኣብ ዝከኣለሉ መገዲ ምዝታዮም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፆም ፅሒፎም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ ብር 16 ሚሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Apr 13, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ መዓልቲታት ልዕሊ ብር 16 ሚሊየን ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። እቶም ዝተትሓዙ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ፥ ናይ ሓሶት ቁፅሪ ሰሌዳ ዝለጠፋ ሰስተ ተሸከርከርቲ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና፣ ኣፋውስ፣ ፅሬቶም…