ዩኔስኮ ዓለም ለኻዊ ፀገማት ንምፍታሕ ዝገብሮ ፃዕሪ ፍሉይ መግለፂኡ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዩኔስኮ ዓለም ለኻዊ ፀገማት ንምፍታሕ ዝገብሮ ፃዕሪ ፍሉይ መግለፂኡ ምዃኑ ፌዴሪኢ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን።
እተን ፕሬዚዳንት ነዜ ዝገለፃ፥ ኣብ ምቕራፅን ምስፍሕፋሕን ትምህርቲን ሰናይ ኣስተዋፅኦን ኣድሂቡ ምኽረ ሓሳብ ዘቕርብ ኮሚሽን ዓለም…