ኢትዮጵያ ቫይረስኮሮና ኣብ ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ዘስዕቦ ፅዕንቶ ንምንካይ ዘኽእል ምክረ ሓሳብ ንኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ኣቕሪባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ቫይረስኮሮና(ኮቪድ 19) ኣብ ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ዘስዕቦ ፅዕንቶ ንምንካይ ዘኽእል በዓል ሰለስተ ነጥቢ ምክረ ሓሳብ ንኣባል ሃገራት ጉጅለ 20 ኣቕሪባ።
እቲ ምክረ ሓሳብ ቫይረስኮሮና(ኮቪድ 19) ኣብ ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ልዑል ስግኣት ከምዝፈጠረ…