ኢትዮ ቴሌኮም ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ሓገዝ ንዘድሊዮም ወገናት ሓገዝ ንምግባር ዘኽእል መተኣኻኸቢ እቶት ናይ ስልኪ መልእኽቲ 444 ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ሓገዝ ንዘድሊዮም ወገናት ሓገዝ ንምግባር ዘኽእል መተኣኻኸቢ እቶት ናይ ስልኪ መልእኽቲ 444 ዕላዊ ገይሩ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዙ ቀረባት ኣቑሑትን ገንዘብን…