ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ ዘለዋ ቅዋም ንካልኣይ ግዜ ንቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ ዘለዋ ቅዋም ንካልኣይ ግዜ ንቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብደብዳቤ ኣፍሊጣ።
ግብፂ ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት ንቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሕቶ ምቕራባ ስዒቡ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ህዳሰ ግድብ…