Fana: At a Speed of Life!

መሰልጠኒ ኮንቲጀንት ሁርሶ ብመሰረታዊ ውትድርና ዘሰልጠኖም ሰልጠንቲ የምርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ ብመሰረታዊ ወትድርና ዘሰልጠኖም ምልምል ወታደራት የምርቕ አሎ፡፡ እቶም ተመረቕቲ ኣብ ፃንሒቶም ንውትድርና ብቑዕ ዝገብሮም ስልጠና ብግቡእ ዛዚሞም ኣለው፡፡ እቲ ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ንታሽዓይ ግዜ…

24 መጋቢት ምኽንያት ብምግባር ስፖርታዊ ምንቅስቓሳት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኦሮምያ 24 መጋቢት ምኽንያት ብምግባር ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዘሳተፈ ስፖርታዊ ምንቅስቓሳት ይካየድ ኣሎ። 24 መጋቢት ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ መሰረት ዝተነብረሉን ዕለት ምኽንያት ብምግባር እዩ…

3 ሺሕን 539 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 3 ሺሕን 539 ኢትዮጵያውያን ኣብዚ ሰሙን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ኣብ ውሽጢ እዚ ሰሙን ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ 2 ሺሕን 999 ደቂ ተባዕትዮ፣ 501 ደቂ ኣንስትዮን 39 ዕሸል ህፃናትን እንትኾኑ፤…

ፊቼ ጫምባላላ ወርቃዊን ብርቱዕን ካትም ሓድነትና ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ ፊቼ ጫምባላላ ወርቃዊን ብርቱዕን ካትም ሓድነትና ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም። በዓል ፊቼ ጫምባላላ ትማሊን ሎሚ መዓልቲን ኣብ ሃዋሳ ተኸቢሩ። ፕሬዚዳንት ታዬ እቲ በዓል ኣመልኪቶም ኣብ…

ግልጋሎት ሎጀስቲክስ ስሉጥን ዘበኑ ዝጠልቦን ንክኸውን ይስራሕ ኣሎ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ንዝተውፃእፅኣ 100 መናእሰይ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዓውዲ ሎጀስቲክስ ንምውፋር ዘኽእል ስልጠና ተጀሚሩ። ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ከምዝበልዎ÷ ሎጀስቲክስ ዓንዲ ሑቐ…

ቴሌቪዥን ኢ.ቢ.ኤስ ብርቱካን ተመስገን ኣመልኪቱ ንዘመሓላለፎ ዶክመንተሪ ይቕሬታ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴሌቪዥን ኢ.ቢ.ኤስ ብርቱካን ተመስገን ኣመልኪቱ ንዘመሓላለፎ ዶክመንተሪ ይቕሬታ ሓቲቱ፡፡ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢቢኤስ ኣይተ ኣማን ፍስሃፅዮን እቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም። ኣብ መግለፂኦም ድማ “ብውሽጢ እቲ ትካልን ብደገን ብዝተወደበ…

ኣብ ማይናማር ብሬክተር ስኬል 7 ነጥቢ 7 ዝተመዝገበ ራዕዲ ርዕደ መሬት ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ማእኸላይ ማይናማር ብሬክተር ስኬል 7 ነጥቢ 7 ዝተመዝገበ ሓደጋ ራዕዲ መሬት ኣጋጢሙ። እቲ ሓደጋ ስዒቡ ዝተጣየሸ ጉጅለ እዋን ሓደጋ ከምዝገለፆ፤ በቲ ምንቅጥቃጥ መሬት ክሳብ ሕዚ ቁፅሪ መወትቲ ኣይፈለጥ እምበር ብ100 ዝቑፀሩ ሰባት ህይወቶም…

ንሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ልዑል ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ – ም/ቀ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ብሄረሰብ ዋግ ህምራ ምምሕዳር ዞባ ዝቋላ፣ ደሃናን ካልኦት ወረዳታትን ንሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮ ልዑል ጠመተ ብመሃብ እናተሰርሐ ይርከብ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…

ኣይተ ኣረጋ ከበደ ዝተፈላለዩ ሹመታት ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፤ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣረጋ ከበደ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቦም። ብመሰረት እዚ ዶ/ር እሸቱ የሱፍ ሓላፊ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል፣ ኮሚሸነር ዘላለም መንግስቴ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ከምኡ እውን ኣይተ ኣስቻለ ኣላምሬ ሓላፊ ቤት…

ኣምባሳደር ደሊል ከድር ደብዳበ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት ሲሪል ራማፎሳ ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉይ ልኡኽን በዓል ምሉእ ኣምባሳደርን ፌዴሪኢ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ደሊል ከድር ንፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳ ደብዳበ ሽመቶም ኣቕሪቦም። እቶም ኣምባሳደር ኣብቲ እዋን፤ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካ ዘሎ ስትራቴጂካዊ ርክብን ኣምር…