Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ብፖፕ ፍራንሲስ ሕልፈተ ህይወት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሮማ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ሊቀ ጳጳስ ፖፕ ፍራንሲስ ሕልፈተ ህይወት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ሌጎስ ዝገብሮ ሰሙናዊ በረራታት ብዕፅፊ ወሲኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ናይጄርያ ከተማ ሌጎስ ዝገብሮ ዘሎ 7 ሰሙናዊ በረራታት ካብ 24 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ 14 ሰሙናዊ በረራ ወሲኹ፡፡ እዙይ እውን ንዓማዊሉ ምችውን ኣማራፂ በረራን ንምሃብ ዘኽእል ምዃኑ መንገዲ ኣየር ኣብ ማሕበራዊ…

እንኽተሎ ብዙሓ ዓውዲ ኢኮኖሚ ውፅኢታዊ ምዃኑ ካብ ዑደት ቬይትናም ተረዲአ ኣለኹ – ወ/ሮ ሙፈርያት

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈርያት ካሚል ኣብ ቀረባ እዋን ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቬይትናም ዝገበሮ ዑደት ብዝምልከት መብርሂ ሂበን። ኣብ መብርሂአን ቬይትናም ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢኮኖሚ ስራሕቲ ሪፎርም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ (ዶ/ር) ኣብ ዑደት ቬይትናም ብብዙሕ ዓውዲታት ተሞክሮ ዝተረኸበሉ እዩ- ቢልለኔ ስዩም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ቬይትናም ዝገብርዎ ዑደት ርክብ ክልቲኤን ሃገራት ዘጠናኽርን ኣብ ብዙሕ ዓውዲታት ተመኩሮ ዝተረኸበሉ እዩ ክብላ ሓላፊት ፕሬስ ሴክረታርያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ገሊፀን።…

ፖፕ ፍራንሲስ ካብዛ ዓለም ድኻም ዓሪፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሊቀ ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ሮማ ፖፕ ፍራንሲስ ኣብ 88 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ድኽም ዓሪፎም፡፡ እቶም ሊቀ ጳጳስ ብዝሓደሮም ልዑል ሕማም ሳምቡእ ሓገዝ ሕክምና እናተገበረሎም ፀኒሑ ሎሚ መዓልቲ ኣብ መንበሪ ገዝኦም ካብዛ ዓለም ድኻም…

ፖሊስ ብዙሓት ዘይሕጋዊ ጦር መሳርሒታት ምስ 146 ተጠርጠርቲ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ እዚ በጀት ዓመት ብዙሓት ዘይሕጋዊ ጦር መሳርሒታት ምስ 146 ተጠርጠርቲ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ፡፡ ብመሰረት እዚ ዘይሕጋዊ ጦር ዝውውር መሳርሒ ንምክልኻል ብዝተገበረ ኦፕሬሽን፤ 121 ጦር መሳርሒታት ካብ…

ቬይትናም ምስ ኣፍሪካ ንዝህልዋ ርክብ ኢትዮጵያ ከም በሪ ክትጥቀም ኢያ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ እስያ ንእትገብሮ ኩለመዳይ ርክብ ንቬይትናም፤ ቬይትናም ኣብ ኣፍሪካ ንዝህልዋ ርክብ ድማ ንኢትዮጵያ ከም ስልታዊ መሓዛ ክጥቀማ ኢየን ክብሉ  ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር…

ኣርሴናልን ቼልሲን እንትዕወታ ማንቼስተር ዩናይትድ ስዕረት ኣተኣናጊዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 33 ሰሙ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣርሴናልን ቼልሲን እንትዕወታ ማንቼስተር ዩናይትድ ስዕረት ኣተኣናጊዳ፡፡ ኣርሰናል ካብ ካብ ሜዳኣ ወፃእ ምስ ኢፕስዊች ታውን ተራኺ 4 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ዓወት ኣመዝጊባ፡፡ ሊያንድሮ ትሮሳርድ…

ትራንስፖርትን ሎጀስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ (ኢባትሎ) ኣብ ጅቡቲ ምስ ዝርከቡ መርከበኛታት በዓል ትንሳኤ ኣኽቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትራንስፖርትን ሎጀስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ (ኢባትሎ) ኣብ ወደብ ጅቡቲ ምስ ዝርከቡ መርከበኛታት በዓል ትንሳኤ ኣኽቢሩ። “እቶም ኢትዮጵያውያን ባሕረኛታት ኣታዊን ወፃኢን ንግዲ ኢትዮጵያ ንምቅልጣፍ ኣብ ኣፀጋሚ ፀባይ ኣየር፣ ኣብ ዝረግአን ዝናወፅን…

ዝተለወጠትን ካብ ልመና ዝወፅአትን ሃገር ጋህዲ ካብ ምግባር ወፃእ ካሊእ ሓሳብ የብልናን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተለወጠትን ካብ ልመና ዝወፅአትን ሃገር ጋህዲ ካብ ምግባር ወፃእ ካሊእ ሓሳብ የቭልናን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ “በዓል ትንሳኤ ኣብ ገላን…