Fana: At a Speed of Life!

ግድባት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ሓይሊ ንምፍልፋል ዘኽእለን እኹል ማይ ሒዘን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኩለን ግድባት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣብዚ ባጀት ዓመት ዝተተለመ ሓይሊ ንምፍልፋል ዘኽእለን እኹል ማይ ሒዘን ኢሉ። ኣካያዲ ስራሕ ርክብ ህዝብን ኮሚኒኬሽንን እቲ ትካል ፍስሃ ጌታቸው ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ 14…

ሱዳን ሰላም ንምርግጋፅ ንእትገብሮ ፃዕሪ ኢትዮጵያ ዘይናጋዕ ደገፋ ክትቅፅል ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዳይሬክተር  ጀኔራል  ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ሬድዋን ሑሴን ሱዳን ሰላማን ምርግጋዓን ንምርግጋፅ ንእትገብሮ ፃዕሪ ኢትዮጵያ ዘይናጋዕ ደገፋ ክትቅፅል ኢያ ኢሎም። ብዳይሬክተር ጀኔራል ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን…

ናይ ፅባሕ ኢትዮጵያና ኣብ ዘተኣማምን መሰረት ንክትነብር ወሳኒ ኣብ ዝኾኑ ሃገራዊ ዛዕባታት ትዝቲ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ፅባሕ ኢትዮጵያና ኣብ ዘተኣማምን መሰረት ንክትነብር ወሳኒ ኣብ ዝኾኑ ሃገራዊ ዛዕባታት ትዝቲ ኣላ ኢሉ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኢትዮጵያን ኢትዮጵያዊያንን ናይ ሓባር ኩለ መዳይን ሕልኽላኽን ዝኾኑ…

ማቲውስ ኩንሃ ንማንቼስተር ዩናይትድ ፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብራዚላዊ ተፃዋቲ ወልቭስ ማቲውስ ኩንሃ ንማንቼስተር ዩናይትድ ፈሪሙ። እቲ ወዲ 26 ዓመት ኣብ ማንቼስተር ዩናይትድ ክሳብ 2030 ዘፅንሖ ውዕሊ ከምዝፈረመ ተገሊፁ። ዩናይትድ ንዝውውር እቲ 10 ቁፅሪ ማሊያ ዝኽደን ማቲውስ ኩንሃ፥ 62 ነጥቢ…

ሓበራዊ ኣሰር ኢትዮጵያዊያን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ብደለል ንከይመልእ—

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓበራዊ ኣሰር ኢትዮጵያዊያን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ብደለል ንከይመልእ ብዝተዋደደ ኣገባብ ሓለዋ ሃፍቲ ተፈጥሮን ስራሕቲ ለምዓት ተፋሰስን ይካየድ ኣሎ ኢሉ ቢሮ ግብርና ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ። ዳይሬክተር ልምዓት ሃፍቲ ተፈጥሮን ኣጠቓቕማን ፈቃዱ…

ክልል ትግራይ ተበፃሒ ምግባር ቀፃሊ ስራሕና ኢዩ – መስፍን ኣርዓያ(ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ኮሚሽነር ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርዓያ(ፕ/ር) ምስ ምእካብ ኣጀንዳ ሃገራዊ ዘተ ዝተዛመደ ኣብ ቀፃሊ ክልል ትግራይ ተበፃሒ ምግባር ከንሰርሕ ኢና ኢሎም። እቲ ዘተ ሓቛፊ ስለዝኾነ ክልል ትግራይ እንተይሓዝና ናይቲ ዘተ ዕዉትነት…

ናይ ኢትዮጵያ ትሕቲ 18 ን 20ን ዓመት ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ትሕቲ 18 ን 20ን ዓመት ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ብሓፈሻዊ ተዓዋትነት ባንኪ ነግዲ ኢትዮጵያን ኣካዳሚ ስፖርት ኢትዮጵያን ተዛዚሙ። ንዝሓለፉ ሸውዓተ መዓልታት ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ክካየድ ዝፀንሐ መበል 13 ትሕቲ 20 ዓመትን መበል…

ኣብ ወርሒ ሚያዚያን ግንቦትን ኣብ ውሽጢ ዓዲ ትርጉም ዘለዎም ስጉምቲታት ተኻይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ወርሒ ሚያዚያን ግንቦትን 2017 ዓ.ም ኣብ ውሽጢ ዓዲ ትርጉም ዘለዎም ስጉምቲታት ከምዝተኻየዱ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣበይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብተን ኣዋርሕ ኣብ ለምዓት ኢኮኖሚ፣ ምዕባለ ቴክኖሎጂ፣ ዓለም ለኸ…

ሃዋሳ ከተማ ንመቻል ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 32 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃዋሳ ከተማ ንመቻል 3 ን 1 ብምስዓር ተዓዊታ። ሃዋሳ ከተማ ዝተዓወተትለን ሸቶታት ዓሊ ሱሌማን፣ ተባረክ ሄፋሞን ኣቤኔዘር ዮሃንስን ኣመዝጊቦምወን። ብሕታዊት ሸቶ መቻል ድማ ምንይሉ…

ልዑል ሃንቀውታ ዝግበረሉ ፀወታ ፍፃመ ኢንተር ሚላን ምስ ፒኤስጂ ኣብ ሙኒክ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀወታ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ኣብ ጀርመን ሙኒክ ስታዲየም ኣሊያዝ ኣሬና ጣልያናዊት ጋንታ ኢንተርሚላን ምስ ፈረንሳዊት ጋንታ ፒኤስጂ ምሸት ሰዓት 4 ክራኸባ ኢየን፡፡ ኣብ ጀርመን ከተማ ሙኒክ ስታዲየም ኣሊያንዝ አሬና ዝካየድ…