Fana: At a Speed of Life!

ድንሽ ንምርግጋፅ ውሕስና ምግቢ ዘለዎ ግደ ዝምጥን ትኹረት ክወሃቦ ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድንሽ ንምርግጋፅ ውሕስና ምግቢ ዘለዎ ግደ ዝምጥን ትኹረት ክወሃቦ ከምዝግባእ ተመራመርቲ እቲ ዓውዲ ሓቲቶም። ፍርያት ድንሽ ካብ ኢኮኖሚያዊ ረብሑኡ ሓሊፉ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ዕዙዝ ኣበርክቶ ከምዘለዎ ተመራመርቲ ዓውዲ ሕርሻ…

2ይ መዓልቲ መድረኽ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ሃገራዊ ዘተ ትካላትን ማሕበራትን ፌዴራል ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መድረኽ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ሃገራዊ ዘተ ትካላትን ማሕበራትን ፌዴራል 2ይ መዓልቲ ውዕሎኡ እናተኻየደ ይርከብ። ኣብ ሸውዓተ ጉጅለ ተኸፋፊሎም ትማሊ ኣብ ኣጀንዳ ሓሳባቶም እናዘተዩ ዝነበሩ ተዛተይቲ÷ ሎሚ መዓልቲ ብኣባላት ጉጅለኦም ዝተኣኻኸቡ…

ተረፈ ኣካል ሉሲን ሰላምን ኣብ ሙዚየም ደሴ ካብ ፅባሕ ጀሚረን ንምርኢት ክቐርባ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ሙዚየም ብብርኪ ሃገር ኣብ ዝኽበረላ ከተማ ደሴ ተረፈ ኣካል ሉሲን ሰላምን ካብ ፅባሕ ጀሚረን ንምርኢት ክቐርባ ኢየን፡፡ ኣብ በዓል መዚ ሓድጊ ኢትዮጵያ መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ብሄራዊ ሙዚየም ኣይተ ኣንዷለም ግርማይ ከምዝገለፁዎ፤…

ስራሕቲ ፕሮጀክት ግድብ መገጭ ካብ ዝነበሮ ፀገም ኣፈፃፅማ ክወፅእ ጀሚሩ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር  መስኖን ቆላማ ከባቢ ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ስራሕቲ ፕሮጀክት ግድብ መገጭ መንግስቲቲ ብዝሃቦ ፍሉይ ትኹረት ካብ ዝነበሮ ፀገም ኣፈፃፅማ ክወፅእ ጀሚሩ ኢሎም። እዋናዊ ኣፈፃፅማ እቲ ፕሮጀክት ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ…

ስሑል ሽረ ካብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወሪዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 32 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ምስ ጋንታ  ቅዱስ ጊዮርጊስ ዝተራኸበት ጋንታ ስሑል ሽረ 1 ን 0 ስለዝተሰዓረት ካብ ውድድር እቲ ሊግ ምውራዳ ኣረጋጊፃ፡፡ ቅዱስ ጊዮርጊስ ዝተዓወተትላ ብሕታዊት ሸቶ ፍፁም ጥላሁን ድሕሪ ዕረፍቲ…

ቤተክርስቲያን ኣብታ ከተማ ንዝውገኑ ስራሕቲ ልምዓት ትገብሮ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተወገኑ ንዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ትገብሮ ኩለመዳይ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ኢሎም ብፁኣን ኣቦታት፡፡ ብፁኣን ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ኣብ…

ዓለም ዝበፅሐሉ ኣኒሜሽንን ስራሕቲ ፊልምን 2Dን 3Dን ብስፍሓት ምጥቃም ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን ዓለም ዝበፅሐሉ ኣኒሜሽንን ስራሕቲ ፊልምን 2Dን 3Dን ብስፍሓት ከይዲ ኣሰራርሓ ዘበናዊ ፊልም ምጥንኻር ይግባእ ኢሉ። መርሃ ግብሪ መጀመሪ ፕሮጀክት ስልጠና  ‘ኢማጂንግ ኣኒሜሽን ሚዲያ’ ዝተኻየደ እንትኸውን፥ እቲ…

ሪያል ማድሪድ ንኣሌክሳንደር ኣርኖልድን ኣፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋንታ ሪያል ማድሪድ ንኣሌክሳንደር ኣርኖልድን ከምዘፈረሞ ግልፂ ገይሩ። ኣሌክሳንደር ኣርኖልድ ኣብዚ ውድድር ዓመት ካብ ሊቨርፑል ንምልቃቕ ምውሳኑ ቅድሚ ሰሙናት ምግላፁ ይዝከር። ኣብ ሓዱሽ ክለብን ዝተፈለየ ቦታን ንባዕሉ ንምፍታሽ ብምድላዩ…

ሕማማት መንሽሮ ንምክልኻልን ንምሕካምን ስራሕቲ ምጉልባት ዓቕሚ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ዝተፈላለዩ ሕማማት መንሽሮ ንምክልኻልን ንምሕካምን መስ መዳርግቲ ኣካላት ብምዃን ስራሕቲ ምጉልባት ዓቕሚ ይስራሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ሓላፊት ዴስክ መክልኻለን ምቁፅፃርን ተመሓላለፍቲ ዘይኮኑ ሕማማትን ጥዕና ኣእምሮን ዶክተር ሰላማዊት…

ምዕራፍ ዘተ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ትካላት ፌዴራልን ማሕበራትን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምዕራፍ ዘተ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ትካላት ፌዴራልን ማሕበራትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡ ነቲ ምዕራፍ ዘተ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ብመደረ ዝኸፈቱ ዋና ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)÷ ፀገማትና ንኽፍጠሩ መሰረት…