Fana: At a Speed of Life!

ኣብ 2ይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት መንግስታት ዝሳተፉ ኣጋይሽ ኣብ ማእኸል ምርባሕ ደርሆ ሞጆ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ካልኣይ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ሕቡራት መንግስታት ዝሳተፉ ኣጋይሽ ኣብ ማእኸል ምርመራብሒን መቀነባበሪን ደርሆ ሞጆ ዑደት ኣሳሊጦም፡፡ ተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ ሎሚ መዓልቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ውሕስና ምግቢን ስርዓተ ምግቢን ንምምሕያሽ…

ከተማና እንሰርሓ ጥዑይ ወለዶ ንምህናፅ፣ ንክወርሳን ንከበልፅጋን እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ከተማና እንሰርሓ ጥዑይ ወለዶ ንምህናፅ፣ ንክወርሳን ንከበልፅጋን እዩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ካብ ዝሃነፆም 28 ፕሮጀክታት ጥዕና እቶም 22 ሎሚ ብምምራቕ…

ትካላት ፌደራል በጀት ዓመት 2017 ገምጋም ስራሕቲ ፓርቲን ትልሚ 2018ን ዘተ የካይዱ ኣለው

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ትካላት ፌደራል ብልፅግና በጀት ዓመት 2017 ገምጋም ስራሕቲ ፓርቲን ትልሚ 2018ን መድረኽ ዘተ የካይድ ኣሎ፡፡ ሎሚ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣባላት ኮሚቴ መተሓባበሪ ትካላት ፌዴራል፣ ምምሕዳር ትካላት ፌዴራል፣ ኣመራርሓ ክላስተር…

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣቦ መንበር ብሄራዊ ባይቶ ፓኪስታን ሰይድ ዩሱፍ ራዛ ጊላኒ ኣብ ኢትዮጵያ ዕዉት ዝኾነ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር መሰረት ዝገበረ ሃገራዊ ወፍሪ ሓምለዋይ ኣሰር ፓኪስታን ከጀመር ኢየ ኢሎም። እቶም ኣቦ መንበር ምስ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር…

ኣብ ሓደ ፀሓይ ሚሊየናት ብምትካል ኣካል ታሪኻዊ ጉዕዞ ምብራኽ ንኹን-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓደ ፀሓይ ሚሊየናት ብምትካል ኣካል ታሪኻዊ ጉዕዞ ምብራኽ ንኹን ኢሉ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ንኢትዮጵያ ናብ ዝነበረቶ ጥንታዊ ሽፋን ደኒ ብምምላስ ሓምለዋይ ልባስ ንምኽዳን ዝጀመርናዮ ፃዕሪ መበል…

ግድብ ህዳሰ ናብ ኢንዱስትሪ ዝግበር ጉዕዞ ዘቀላጥፍ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ እናዓበየ ንዝርከብ ልዑል ጠለብ ሓይሊ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ምላሽ ብመሃብ ኢትዮጵያ ናብ ኢንዱስትሪ ትገብሮ ጉዕዞ ዘሳልጥ ኢዩ ኢሎም ምሁራን፡፡ ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝነበሮም ምሁራን፤ ካብቲ ግድብ ዝፍልፍል…

ኣዲስ ኣበባ ዲጂታላዝ፣ ዘበናዊን ምቹእን ከተማ ንምግባር…..

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝወሃቡ ኣገልግሎታት ዘበናዊ፣ ፍትሓዊን ስሉጥን ንክኾኑ ጠመተ ሂብካ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ቢሮ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ኣዋሌ መሓመድ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝወሃቡ…

ቪክተር ጎከሬሽ ዝውውር ኣርሰናል ንምዝዛም ናብ ለንደን ክኸይድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣርሰናል ቪክተር ጎከሬሽ ምስ ስፖርቲንግ ንምፍራም ኣብ ስምምዕ ምብፅሑ ስዒቡ ተፃዋቲ ነቲ ዝውውር ንምዝዛም ፅባሕ ናብ ለንደን ከምዝኸይድ ተገሊፁ። ኣርሰናል ንወዲ 27 ዓመት ስዊድናዊ ኣጥቃዓይ 55 ነጥቢ 1 ሚሊየን ፓውንድን ብቕዓትን እናተረኣየ…

ብቴሌ ብር ልዕሊ 4 ነጥቢ 9 ትሪሊየን ብር ዝውውር ገንዘብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብቴሌ ብር ልዕሊ 4 ነጥቢ 9 ትሪሊየን ብር ዝውውር ገንዘብ ተኻይዱ ኢለን ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬሂወት ታምሩ። ፍሬህይወት ታምሩ፥ ኢትዮ ቴሌኮም ዲጂታል ኢትዮጵያ ዕላዊ ንምግባር ብዙሓት ስራሕቲ ይስርሑ ከምዘለዉ ተዛሪበን። ኣብ…

ኢትዮ ቴሌኮም 162 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ባጀት ዓመት 2017 ዓ.ም 162 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ፥ እቲ ትካል ኣብቲ ዓመት ዝነበሮ ኣፈፃፅማ ስራሕ ዝጠመተ ፀብፃብ ኣቕሪበን። ኣብ መብርሂአን፥ ፍልፍል እቶት…