ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ክልል ጋምቤላ ልዕሊ 2 ሺሕን 700 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ኣትዩ Desta Mar 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ክልል ጋምቤላ ልዕሊ 2 ሺሕን 700 ኪሎ ግራም ዝተፃረየ ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ምእታው ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ኣለሚቱ ኡሞድ ገሊፀን፡፡ ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ መበል ሻውዓይ ስሩዕ ጉባኤ መበል ራብዓይ ስራሕ ዘመን ኣብ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ብልዕሊ 6 ሚልየን ብር ዝተሃነፀ ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ ዝነብራን ተወላዲት ወረዳ ብዘት ብዝኾናን ወይዘሮ ኤልሳቤጥ ተፈራ ብልዕሊ 6 ሚልዮን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓደቅነይ ተመሪቑ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ማሕበራዊ ልምዓት ወረዳ ብዘት መምህር ሄኖክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውዲ ሚዲያን ኮሙኒኬሽን ኣብ ህንፀት ሃገረ መንግስቲ እጃሙ ንከበርክት ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ mizan mekonen Mar 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓውዲ ሚዲያን ኮሙኒኬሽን ኣብ ህንፀት ሃገረ መንግስትን ትካላትን እጃሙ ንከበርክት ምስራሕ ከምዝግባእ ተገሊፁ፡፡ “መሪሕ ያታ ንምህናፅ ውፅኢታዊ ሚዲያን ኮሙኒኬሽንን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንኮሙኒኬሽንን ኣመራርሓታት ሚዲያን ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽንያት ፀገም ፀፅታ ልዕሊ 7 ነጥቢ 2 ሚሊየን ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ኣይተመለሱን Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብምኽንያት ዝተፈጠረ ፀገም ፀፅታ ልዕሊ 7 ነጥቢ 2 ሚሊየን ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ከምዘይተመለሱ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም፡፡ ሚኒስትር ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምኽንያት ፀገም ፀፅታ ልዕሊ 7 ነጥቢ 2 ሚሊየን ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ኣይተመለሱን Gebremariam Weldegerima Mar 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብምኽንያት ዝተፈጠረ ፀገም ፀፅታ ልዕሊ 7 ነጥቢ 2 ሚሊየን ተምሃሮ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ከምዘይተመለሱ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም፡፡ ሚኒስትር ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ፊቼ ጫምባላላ ብድምቀት ንምኽባር ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ Desta Mar 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ዘበን ዝኽበር በዓል ፊቼ ጫምባላላ 19 መዓቢት 2017 ዓ.ም ኣብ ሶሬሳ ጉዱማሌ ብድምቀት ንምኽባር ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ሓላፊ ቢሮ ባህሊ፣ ቱሪዝምን ስፖርትን ክልል ሲዳማ ጃጎ ኣገኘሁ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ በዓል ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፋብሪካ ፓርቲክል ቦርድ ማይጨው ብዘጋጠመ ሃንደበታዊ ባርዕ ሓዊ 3 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Desta Mar 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ረፋድ ኣብ ፋብሪካ ስራሕቲ ፓርቲክል ቦርድ ማይጨው ብሰንኪ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ሰብን ንብረትን ሓደጋ ከምዘጋጠመ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ ባርዕ ብርብርብ ሓይሊ ሰብን መሽነሪታትን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ተሓቢሩ።…
ቢዝነስ ባቡር ምድሪ ኢትዮ-ጂቡቲ ብሰንኪ ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌከትሪክ ዘጋጠሞ ምትእጉጓል ትራንስፖርት ንምፍታሕ ይሰርሕ ኣሎ Desta Mar 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባቡር ምድሪ ኢትዮ-ጂቡቲ ብሰንኪ ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌከትሪክ ዘጋጠሞ ምትእጉጓል ትራንስፖርት ንምፍታሕ ይሰርሕ ከምዘሎ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ማሕበር ኣክሲዮን ምድሪ ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ታከለ ኡማ(ኢ/ር) ገሊፆም። እቶም ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኣብ ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ መድረኽ ጉስጓስ ትምህርቲ ክካየድ እዩ Desta Mar 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ጠመተ ዝገበረ ጎስጓስ መድረኽ ሎሚ ኣብ ከተማ ባህርዳር ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ንምስታፍ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ናብ ከተማ ባህርዳር ኣትዮም፡፡ እቲ ጎስጓስ ኣብ ዓውዲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ኢነርጂ፣ ዕደናን ተሓዳሲ ሓይሊን ኣልጄሪያ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Desta Mar 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ሚኒስትር ኢነርጂ፣ ዕደናን ተሓዳሲ ሓይሊን ኣልጄሪያ መሓመድ ኣርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስትር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ…