Fana: At a Speed of Life!

ንጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ናይጄሪያ ከተማ ኣቡኩታ ኣብ ዝተኻየደ ትሕቲ 20ን 18ን ዓመት ሻምፒዮና ኣፍሪካ ተሳተፍቲ ንዝነበሩ ኣትሌታትን ኣባላት ጉጅለን መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተወጊኑ፡፡ ኣብቲ ውድድር ንዝተሳተፉን ሜዳሊያ ዘምፅኡን ኣትሌታት፣ ንኣሰልጠንቲ፣…

ዝተገበረ ኢኮኖሚያዊ ሪፎርም ዘላቒን መካተቲን ንምግባር ተሳትፎ ዘፈር ውልቀ ክዓቢ ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተገበረ ኢኮኖሚያዊ ሪፎርም ዘላቒን መካተቲን ንምግባር ተሳትፎ ዘፈር ውልቀ ክዓቢ ይግባእ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ፡፡ ‎‎እቶም ሚኒስትር እዚ ዝበሉ ምትሕብባር መንግስቲን ዘፈር ውልቀን ንምጥንኻር፣ ኣብ ኣንፈት ፖሊሲ ግንዛበ ንምዕባይን…

ኣብ ልዕሊ ኣለልኝ ኣዘነ ገበን ቅትለት ብምፍፃም ጥፍኣተኛታት ዝተብሃሉ ውልቀሰባት ብፅኑዕ ማእሰርቲ ተቐፂዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ልዕሊ ነበር ተፃዋታይ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ጋንታ ባህር ዳር ከተማን ኣለልኝ ኣዘነ ቅትለት ብምፍፃም ጥፍኣተኛ ዝተብሃሉ ክልተ ውልቀሰባት ብ16ን 15ን ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ንኽቕፅዑ ቤት ፍርዲ ወሲኑ፡፡ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ዞባ ጋሞ…

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ሙሉእ ብሙሉእ ብርእሰ ዓቕሚ ብመንግስቲን ህዝቢን ዝተሃነፀ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሙሉእ ብሙሉእ ብርእሰ ዓቕሚ ብመንግስቲን ህዝቢን ዝተሃነፀ ኢዩ ኢሉ ቤት ፅሕፈት ፕሮጀክት መተሓባበሪ እቲ ግድብ፡፡ እቲ ቤት ፅሕፈት ሎሚ መዓልቲ ንመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ከምዝሓበሮ፥ ኣብዝሓለፈ በጀት ዓመት…

ኣብ ባንግላዲሽ ጄት ተሓምሺሻ ህፃናት ሓዊሱ ህይወት 27 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጄት ሓይሊ ኣየር ባንግላዲሽ ኣብ ልዕሊ ቤት ትምህርቲ ብምሕምሻሻ 25 ህፃናት ሓዊሱ ህይወት 27 ሰባት ሓሊፉ፡፡ ኣብ ርእሰ ከተማ ዳካ ብዘጋጠመ ሓደጋ ካብ መወትቲ ብተወሳኺ 170 ሰባት ጉድኣት ከምዘጋጠሞም ሰብ መዚ እታ ሃገር ተዛሪቦም፡፡ ጦር…

ኣብ እፅዋታት መድሓኒት ውፅኢታዊ ምርምር ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲ ደብረ ብርሃን ኣብ ዓሰርተ ባህላዊ ኣብ እፅዋታት መድሓኒት ውፅኢታዊ ምርምር ይግበር ኣሎ ኢሉ፡፡ እቲ ዩኒቨርሲቲ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ምርምር ባህላዊ መድሓኒት ዘድሀበ ምኽክር ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ኣካይዱ።…

ሊቨርፑል ሁጎ ኤኪቲኬን ንምፍራም ተስማዕሚዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሊቨርፑል ተፃታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ጋንታ ኢንትራክት ፍራንክፈርት ዝኾነ ሁጎ ኤኪቲኬ ንምፍራም ኣብ ስምምዕነት በፂሓ፡፡ ሊቨርፑል ንወዲ 23 ዓመት ተፃዋታይ ንምዕዳግ 79 ሚሊየን ፓውንድ ትኸፍል እንትትከውን÷ እቲ 69 ሚሊየን ፓውንድ ኣቐዲማ ትኸፍሎ…

ዩንቨርስታት ኢትዮጵያዊ ክብሪ ተቐባልነት ጋሻ ትካላዊ ምግባር ትፅቢት ይግበረለን-ኣይተ መሓመድ ኣድሪስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ሰላም ኣይተ መሓመድ አድሪስ፥ ዩንቨርስታት ኢትዮጵያዊ ክብሪ ተቐባልነት ጋሻ ትካላዊ ምግባር ትፅቢት ይግበረለን ኢሎም። ብኣሰናዳእነት ሚኒስቴር ሰከላም፣ ዩንቨርስቲ ጎንደረን ምምሕዳር ከተማ ጎንደርን፥ ዩንቨርስቲ ጎንደር “ስድራ ቃል ኪዳን”…

ኣብ ዞባ ኣሪ ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት 5 ኣባላት ሓደ ስድራ ህይወቶም ስኢኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ኣሪ ወረዳ ደቡብ ኣሪ ጣቢያ ኮመር ብዘጋጠመ ጋህሲ መሬት 5 ኣባላት ሓደ ስድራ ህይወቶም ስኢኖም። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ፖሊስ እቲ ክልል ምክትል ኮማንደር ኣሸናፊ ሃይሌ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ ኣብቲ ጣቢያ…

ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ኣንፈት ዝፍተን መጥቃዕቲ ምምካት ዘኽእል ኣብ ዘተኣማምን ቁመና ይርከብ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ኣንፈት ንዝፍተን ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ንምምካት ዘኽእል ኣብ ዘተኣማምን ቁመና ይርከብ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ። ምእኸላዊ እዚ ዳሉል” ጥንኹር መሰረት ንዓብዪ ዓወት…