ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ምክትል ሓላፊ ብሄራዊ ኮንግረስ ቀዋሚ ኮሚቴ ቻይና ዘትዮም mizan mekonen Apr 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ብምክትል ሓላፊ ብሄራዊ ኮንግረስ ቀዋሚ ኮሚቴ ቻይና ው ዊሁዓ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም፡፡ ክልቲኦም ወገናት ኣብ ክልተኣውን ዝምድናታት ምጥንኻር ኣብ…
ስፓርት ኢንዞ ፈርናንዴዝ ብዝሃቦ ርኢቶ ካብ ጉጅለ ፀወታ ቼልሲ ወፃእ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Apr 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንዞ ፈርናንዴዝ ብዝሃቦ ርኢቶ ካብ ጉጅለ ፀወታ ቼልሲ ወፃእ ኮይኑ፡፡ ኢንዞ ፈርናንዴዝ ካብ ጉጅለ እታ ጋንታ ዝተነከየ ኣብ ቀረባ እዋን ብዝሃቦ ርኢቶ ከምዝኾነ ኣሰልጣኒ እታ ጋንታ ሊያም ሮሴኒየር ገሊፆም፡፡ በዚ ድማ ኢንዞ ፈርናንዴዝ ፅባሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ለውጢ ዓመታት ዓውዲ ቴሌኮሙኒኬሽን ኣብ ኣፍሪካ ቅልጡፍ ዲጂታል ዕብየት ኣመዝጊቡ mizan mekonen Apr 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ለውጢ ዓመታት መንግስቲ ዓውዲ ቴሌኮሙኒኬሽን ክፍቲ ብምዃኑ ኣብ ኣፍሪካ ቅልጡፍ ካብ ዝተብሃሉ ዕብየት ዲጂታል እቲ ሓደ ኣመዝጊቡ ኢሎም ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፡፡ ቴሌኮሙኒኬሽን መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብናይ ለውጢ መንግስቲ ኣብ ልምዓት ዘፈር ባህሊን ቋንቋን ዝተመዝገቡ ዓወታት … Gebremariam Weldegerima Apr 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብናይ ለውጢ መንግስቲ ብዝሃ ባህሊን ሃፍቲታትን ከምኡ እውን ሃገር በቆል ፍልጠታት ብምልማዕ ማሕበራዊ ምትእስሳር ንጥንኻር ተኻኢሉ ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን፡፡ እቲ ሚኒስቴር ብለውጢ መንግስቲ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ልምዓት ዓውዲ…
ጥዕና 42 ሚኢታዊ ዝኸውን ናውቲ ሕክምና ብውሽጣዊ ምህርቲ ምሽፋን ተኻኢሉ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ mizan mekonen Apr 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብዝሒ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝፈርዩ ናውቲታት ሕክምና ካብ 8 ናብ 42 ሚኢታዊ ምዕባይ ተኻኢሉ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ። እተን ሚኒስትር 2ይ ኤግዚቢሽን ምፍራይ ፍርያት ሕክምናን 10ይ ኢትዮ ኸልዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልእኽቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ mizan mekonen Apr 2, 2026 0 ትካላት ፀጥታን ደሕነትን ዋልታ ሰላም፣ ሓላዊ ብሄራዊ ክብርናን ረብሓናን እዮም። ሎሚ "ምውህሃድ ትካላት ፀጥታን ድሕነትን ንሃገራዊ ሰላምን ፀጥታን" ብዝብል መሪሕ ሃሳብ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ሃገራዊ ደሕነት ተሳቲፍና። ኣብ ዞባና ዝረኣዩ ዘለው ኩናት ሓድሕድ፣…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ትራምፕ ንኢራን ናብ ዘመነ እምኒ ክንመልሳ ኢና ክብሉ ኣጠንቂቆም mizan mekonen Apr 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ንኢራን ናብ ዘመነ እምኒ ክንመልሳ ኢና ክብሉ፤ ወተሃደራዊ ሓይሊ ኢራን ሓደ ወተሃደር ፀላኢ ካብ መሬት ኢራን ብህይወት ኣይወፅእን ክብሉ ኣጠንቂቆም። ፕሬዚዳንት ትራምፕ ብዛዕባ ኢራን ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፤ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ትኹረት ብዝሃቦ ምህርትን ኣፍራይነትን ምዕባይ ተኻኢሉ – ሚኒስትር ሕርሻ mizan mekonen Apr 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ትኹረት ዝሃቦ ምህርትን መፍረያይነትን ንምዕባይ ተኻኢሉ ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ መርሃ ግብሪ 2018/19 ወፍሪ ልምዓት ዝራእቲ ቀውዒን ክረምትን ብዝምልከት መግለፂ ሂቡ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዳርግቲ ኣካላት ክልል ትግራይ ኣጀንዳታቶም የጠናኽሩ ኣለው mizan mekonen Apr 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መዳርግቲ ኣካላት ክልል ትግራይ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ መድረኽ ብሰለስተ ጉጅለታት ተኸፋፊሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኮሚሽን ሃራዊ ዘተ ኢትዮጵያ መድረኽ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ መዳርግቲ ኣካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቻይናን ክልተኣዊ ልምዓት ምትሕብባር ንምጥንኻር ተዛትየን mizan mekonen Apr 2, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ቻይናን ክልተኣዊ ልምዓት ምትሕብባር ንምጥንኻር ተዛትየን። ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ንነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ምሕዝነት ዝያዳ ንምጥንኻር ምስ ምክትል ኣቦ መንበር ዓለም ለኸ…