ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ብሪክስ ልዑል ፅዓት ኣኼባ ትሳተፍ ኣላ mizan mekonen Mar 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል እናተኻየደ ዘሎ ኣኼባ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ፅዓት ብሪክስ ኣብ ዝተረኸቡሉ እናተሳተፈት ከምትርከብ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ ኣኼባ በዓል ሙሉእ መዚ ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል ኣምባሳደር ልዑልሰገድ ታደሰ÷ ኣብቲ መድረኽ ብሪክስ ዘሎ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ዩክሬን ልዑል ወተሃደራዊ ኣኼባ ጉዳይ ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ክካየድ ኢዩ mizan mekonen Mar 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዩክሬን ልዕሊ 20 ሃገራት ዝሳተፋሉ ልዑል ወተሃደራዊ ኣኼባ ጉዳይ ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ሎሚ ኣብ ብሪታኒያ ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ኣኼባ ብሪታንያን ፈረንሳይን ኣብ ዝመርሕኡ ልእኽቶ ምኽባር ሰላም ብጥምረት ዝኣተዋ ሃገራት ላዕለዎት ወተሃደራዊ…
ቢዝነስ ኣባልነት ትካል ንግዲ ዓለም ተዳራዳሪ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ መሓዙት ልምዓት ይዛተ ኣሎ Desta Mar 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል ሓምሻይ ኣኼባ ጉጅለ ስራሕ ትካል ንግዲ ዓለም ንምስታፍ ናብታ ሃገር ዘቕነዐ ብሚኒስትር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ተዳራዳሪ ልኡኽ ኢትዮጵያ ምስ መሓዙት ልምዓት ይዝቲ ኣሎ።…
ጥዕና 5 ብሉፃት ጥዕናዊ ረብሓታት ሞሪንጋ Desta Mar 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) “ተኣምራዊ ተኽሊ” ብዝብል ዝፍለጥ ሞሪንጋ ብቅልጡፍ ዝዓብይን ድርቂ ዝፃወርን ተኽሊ እንትኸውን፥ ዝተፈላለዩ ክፋላት እቲ ተኽሊ ድማ ከም መድሓኒት እናገልገሉ ይርከቡ። መበቆል ሞሪንጋ ኣብ ደቡብ ኤስያን ኣፍሪቃን እዩ፤ ምህርቲ እዚ ሳይንሳዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንቀይሕ ባሕሪ ክትብል ኤርትራ ናይ ምውራር ድልየት የብላን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Desta Mar 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ንቀይሕ ባሕሪ ክትብል ኤርትራ ናይ ምውራር ድልየት ከምዘይብላ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ድልየት ኢትዮጵያ ንዘራረብ ፣ መሪሕ ሂብካ ምቕባል ፣ ሕዝብታት ብዝርብሕሉ መርሕ ንዛተ ብዝብል እዩ ክብሉ ገሊፆም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝቕፅሉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ሪቫን ግድብ ህዳሰ ክንቆርፅ ኢና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) mizan mekonen Mar 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝቕፅሉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ሪቫን ዓብዩ ግድብ ህዳሰ ክንቆርፅ ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀሪቦም ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ዝተለዓሉ ሕቶታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስምምዕነት ፕሪቶሪያ መሰረተ ልምዓታት ብምምላስ ህዝቢ ትግራይ ኣገልግሎት ንክረክብ ዘኽኣለ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Mar 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሰምምዕነት ፕሪቶሪያ ጠሚቶም ኣብ ንዝተልዓልሎም ሕቶታት ምላሽን መብርሂን ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ምላሾም፥ ስምምዕነት ፕሪቶሪያ መሰረተ ልምዓታት ብምምላስ ህዝቢ ትግራይ…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ኣፍራይት ስርናይ ሃገር ኮይና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) Desta Mar 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ብልዑል ኣፍራይት ስርናይ ሃገር ብምዃን ካብ ኣፍሪካ ቀዳማይቲ እያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ተዛሪቦም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀሪቦም ካብ ኣባላት እቲ ባይቶ ንዝተለዓሉ ሕቶታት ምላሽን…
ቢዝነስ ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዶላር ዋጋ ዘለዎ ፍርያት ቡና ናብ ወፃኢ ተላኢኹ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ(ዶ/ር) Desta Mar 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ኣብ ዝሓለፉ ሸሞንተ ኣዋርሕ ጥራሕ ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ዶላር ዋጋ ዘለዎ ፍርያት ቡና ናብ ወፃኢ ምልኣኹ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ÷ መበል 21 ስሩዕ ኣኼባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በቢ ከባቢኡ ዝቐርቡ ሕቶታት ልምዓት ምምላስ እንኽእል ኣታዊና ብእኹል ኩነታት ክብ ምባል እንትንክኣል ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Mar 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ(ዶ/ር) ኣብቲ ባይቶ ተረኺቦም ኣወሃህባ ኣገልግሎት ጠመተ ብምሃብ ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ መንግስቲ ኣወሃብ ኣገልግሎት…