Fana: At a Speed of Life!

ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓመታዊ ኣፈፃፅማ ስራሕን ቀፃሊ ትልሚን ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓመታዊ ኣፈፃፅማ ስራሕን ቀፃሊ ትልሚን ዘተ ኣካይዶም፡፡ እቲ ቤት ፅሕፈት በጀት ዓመት 2017ን ትልሚ ኣፈፃፅማ ፀብፃብን ትልሚ በጀት ዓመት 2018ን ከምኡ እውን ሃገራዊ ትልሚ በጀት ዓመት 2018…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዕዙዝ ውፅኢት ንዘመዝገቡ ትካላት ኣፍልጦ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብቲ በጀት ዓመት ተረባሕነት ህዝቢ ዘረጋግፁ ስራሕቲ ብምስራሕ ዕዙዝ ውፅኢት ንዘመዝገቡ ትካላት ኣፍልጦ ተዋሂቡ፡፡ እቲ ኣፍልጦን ሽልማትን ኣብ ዝቕፅል በጀት ዓመት ዕዙዝ ስራሕ ብምስራሕ ናይ ህዝቢ ተረባሕነት…

ምምሕያሽ ኣዋግ መረፃ፣ ምዝገባ ፓርቲታት ፖለቲካን ስነ ምግባርን ኣሳታፊን ዴሞክራሲያዊን መረፃ ንምክያድ ወሳኒ ኢዩ – ብሄራዊ ቦርድ መረፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምምሕያሽ ኣዋግ መረፃ፣ ምዝገባ ፓርቲታት ፖለቲካን ስነ ምግባርን 7ይ ሃገራዊ መረፃ ኣሳታፊ፣ ዴሞክራሲያዊን ግልፂን ብዝኾነ መልክዑ ንምክያድ ዝሕግዝ ኢዩ ኢሉ፡፡ ኣካቢት እቲ ቦርድ ሜላተወርቅ ሃይሉ ኣብ ቀረባ እዋን…

ዞባዊ ምትእስሳር ንግዲ ንምጥንኻር ኢትዮጵያ እጃማ ትፃወት ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ንምጥንኻር ዞባዊ ምትእስሳር ንግዲ ንምጥንኻር እጃማ ትዋፃእ ኣላ ኢሉ ሚኒስቴር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን። 3ይ ጉባኤ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኣፍሪካ ብኣሳናዳእነት ኢትዮጵያ ምክያድ ጀሚሩ። ሚኒስትር ዲኤታ ንግድን ዞባዊ ምትእስሳር…

ልዕሊ 63 ሚሊየን ዜጋታት ማሕበረሰብ መሰረት ዝገበረ መድሕን ጥዕና ተጠቀምቲ ኾይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት መድሕን ጥዕና ኢትዮጵያ ልዕሊ 63 ሚሊየን ዜጋታት ማሕበረሰብ መሰረት ዝገበረ መድሕን ጥዕና ተጠቀምቲ ኾይኖም ኢሉ። እቲ ግልጋሎት ኣብ ገምጋም ኣፈፃፅማ ዓመት በጀት 2017ን ትልሚ በጀት ዓመት 2018ን ዘተ ይካየድ ኣሎ። ዋና…

ፍሪያት ዓውዲ ሆርቲካልቸር ዘሰስን ስትራቴጂ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሪያት ዓውዲ ሆርቲካልቸር ዘሰስን ስትራቴጂ ዕላዊ ኮይኑ። ብሄራዊ ሰትራቴጂ ሆርቲካልቸርን ፕሮግራም ፍላግሺፕ ልምዓት እንስሳን መጀመሪ መርሃ ግብሪ ተሳሊጡ። ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)፥ ዓውዲ ሆርቲካልቸር ውሕስነት ሰርዓተ ምግቢ…

ስራሕቲ ሓምለዋይ ኣሰር ንከተማ ባህርዳር ዝወቀበትን ምችውቲን ዓለም ለኸ መስሕብ ክገብራ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ስራሕቲ ሓምለዋይ ኣሰር ንከተማ ባህርዳር ዝወቀበትን ምችውቲን ዓለም ለኸ መስሕብ ክገብራ ኢዩ ኢሎም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ “ብምትካል ኣብ…

ኢትዮጵያ ኣብቲ ሻምፒዮን ፈላመይቲ ሜዳልያ ወርቂ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኣፍሪካ ትሕቲ ዕድመ 18ን 20 ኣትሌታክስ ሻምፒዮና ብ5 ሽሕ ሜትር ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ፈላመይቲ ሜዳልያ ወርቂ ረኺባ ኣላ። ትሕቲ ዕድመ 18 ብ5 ሺሕ ሜትር ደቂ ኣንስትዮ ፈፃመ ውድድር ስጉሚ ኣትሌት ህይወት ኣምባው ቀዳመይቲ ብምውፃእ…

ኣብ ቬይትናም ጃልባ ቱሪስት ዝበፅሐ ሓደጋ ሕይወት 37 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቬትናም ጃልባ ቱሪስት ብዝበፅሐ ሓደጋ ምግልባጣ ብውሕዱ ህይወት 37 ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል እታ ሃገር እትርከብ መባፅሕ ቱሪስት ዝኾነት ሃ ሎንግ ቤይ እዩ ዘጋጠመ። መብዛሕትኦም ተሳፈርቲ ካብ ርእሰ ከተማ ሃኖይ ናብቲ…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝካየዱ ውድድራት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ትማሊ ምሸት ኣብ ስፔን ማድሪድን ኣብ ቤልጂዬም ሂዩስደንን ዝተኻየዱ ውድድራት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም። ኣብ ቤልጂዬም ሂዩስደን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር 800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ንግስት ጌታቸው 1 ደቒቕን 57 ሰከንድ…