መንግስቲ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ትኹረት ብምሃብ ሓደሽቲ ቅርስታትን ታሪኻዊ ቦታታትን ኣልሚዑ- ወ/ሮ ሰላማት ካሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) መንግስቲ ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ትኹረት ብምሃብ ሓደሽቲ ቅርስታትን ታሪኻዊ ቦታታትን ምልምዑ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላሚት ካሳ ገሊፀን፡፡
ካልኣይ ጉባኤ ምርምር ቅርሲን ኣውስትራሎፒተከስ ኣፋረንሲስ (ሉሲ ወይ ድማ ድንቅነሽ) ዓፅሚ ዝተረኸበሉ መዘከርታ…