Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሞሪታኒያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሞሪታኒያ መሓመድ ኦሊድ ጊዞኒ ኣብ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) ኣቀባብላ ገይሮምሎም። መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ዋና ፀሓፊ በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ስትራተጂግ ሸቶታት ኢጋድ ምስ ጠለብ ኢትዮጵያ ሓቢሩ ዝኸይድ…

ዕጥቅታት ስፖርት ኣብ ኢትዮጵያ ምፍራዮም ንዕብየት እቲ ዓውዲ ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣለዎ- ወ/ሮ ሸዊት ሻንካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዕጥቅታት ስፖርት ኣብ ኢትዮጵያ ምፍራዮም ንዕብየት እቲ ዓውዲ ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣለዎ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ወ/ሮ ሸዊት ሻንካ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዘሎ ኦሜጋ ጋርመንት ኢንተርፕራይዝ ዕጥቅታት ስፖርት መፍረዪ ርእየን።…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ጀነራል ኣመራርሓታት ምክልኻል ሰራዊት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ጀነራል ኣመራርሓታት ምክልኻል ሰራዊት ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ሃገራዊን ቀጣናዊን ሰላምን ፀፅታን ጉዳያት ጠመተ ብምግባር ምዝታዮም እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…

ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንህወሓት ካብ ፖለቲካዊ ምንቅስቓስ ኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ንህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን (ህወሓት) ካብ ፖለቲካዊ ምንቅስቓስ ከምዝኣገዶ ኣፍሊጡ። እቲ ቦርድ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ንህወሓት ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ መረጋገፂ ሕጋዊ ሰብነትን ምዝገባን ተዋሂቡዎ ከምዝነበረ…

ኢትዮጵያ ብክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ ተመክሮ ፍሪያት ግብርናኣ ኣካፊላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ ተመክሮ ፍሪያት ግብርናኣ ኣካፊላ። እቲ ተመክሮ፥ “ዓለም ለኸ መስኖን ብክሌማዊ ለውጢ ዘይብዳህ ፍሪያትነትን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ ኢያ ኣቕሪባ። ኣብቲ ጉባኤ፥…

ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ዴንማርክ ንምንጋስ ዘላቒ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪካ እትገብሮ ደገፍ ንኢዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፀሓፊ በዓል መዚ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ዴንማርክ ንምንጋስ ዘላቒ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪካ እትገብሮ ደገፍ ንኢዶም። እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ደብዳበ ሹመት ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያን…

ምክትል ፕሬዚዳንት ኮትዲቯር  ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ኮትዲቯር ቲሞኮ ሜይሌት ኮኔ  ሩቶ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ምክትል ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ ኣቀባብላ…

ቀዳማይቲ ሚኒስትር ባርባዶስ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ባርባዶስ ሚያ አሞር ሞትሌ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይረሙለን። እቲ ጉባኤ ቀፃሊ…