Fana: At a Speed of Life!

ከፈልቲ ግብሪ ብእምነት ግብሪ ምኽፋል እንተዘይክኢሎም ሃገር የለን ማለት ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝቐረቡሎም ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ ምላሽን መብርሂን፥ ሎሚ ዘበን 900 ቢሊየን ብር ከምዝተረኸበ ተዛሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መብርሂኦም፥ ሓፈሻዊ ወፃኢ ኢትዮጵያ ድማ…

ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት 92 ቢሊየን ብር ዕዳ ከምዝኸፈለት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት 92 ቢሊየን ብር ዕዳ ከምዝኸፈለት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሎሚ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝቐረቡሎም ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ ምላሽን መብርሂን፥ ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ ዓመታት…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት 13 ሓደሽቲ ኣውሮፕላናት ዓዲጉ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሎሚ 26 ሰነ 2017 ዓ.ም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ዓውዲ ሰርቪስ ጠሚቶም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ እዚ ዓውዲ ቱሪዝም፣ ትራንስፖርት፣…

ኢትዮጵያ ሎሚ ዘበን ፍሪያት ጋዝ ንመጀመሪያ እዋን ናብ ዕዳጋ ክተቕርብ ኢያ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ  ኣሕመድ(ዶ/ር) ሎሚ 26 ሰነ 2017 ዓ.ም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዓውዲ ኢንዱስትሪ ብዝምልከት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ እቲ ዓውዲ ኣብዚ ዓመት 12.8 ሚኢታዊ ዕብየት…

ሎሚ ዘበን 23 ሚሊየን ኢትዮጵያዊያን ካብ ሴፍቲኔት ወፂኦም-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ሎሚ 26 ሰነ 2017 ዓ.ም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ይህቡ ኣለዉ፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ምላሾም ኣብ መፈለምታ እዚ ዓመት ናይ ኢትዮጵያ ናይ ምብራኽ እዋን ምዃኑ ምግላፆም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም ሎሚ መብርሂ ክህቡ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ  ኣሕመድ(ዶ/ር) ሎሚ 26 ሰነ 2017 ዓ.ም ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተረኺቦም መብርሂ ክህቡ ኢዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፈፃፅማ መንግስቲ ትልሚ 2017 ኣመልኪቱ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝለዓሉ ሕቶታት…

40 ሰብ ሞያ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ዓለም ለኸ ምስክር ወረቀት ተዋሂቡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፅሬት ቁፅፅርን ምሕደራ ስግኣትን ሴኪዩሪቲ ኣቪዬሽን ዝሰልጠኑ 40 ሰብ ሞያ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ዓለም ለኸ ምስክር ወረቐት ተዋሂቡዎም፡፡ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ምስ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪዬሽን (ICAO)…

ኢትዮጵያ ልዕሊ 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር ሰነድ ስምምዕነት ሽግሽግ ክፍሊት ልቓሕ ተፈራሪማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ልዕሊ 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ዶላር እፎይታ ዝህብ ሰነድ ስምምዕነት ሽግሽግ ክፍሊት ልቓሕ ምስ ኣለቃሕቲ ኮሚቴ ተፈራሪማ፡፡ ሚኒስቴር ገንዘብ ከምዝገለፆ እቲ ስምምዕነት ብሽግሽግ ዕዳ ሓበራዊ ማዕቐፍ ጉጅለ 20 ኣቢሉ ዝተፈረመ እንትኸውን፥ ኣብ…

ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንመሰረተ ልምዓት ቴክኖሎጂ ካፒታል ዕዳጋ ንምፍጣር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንመሰረተ ልምዓት ቴክኖሎጂ ካፒታል ዕዳጋ ንምፍጣር ዝውዕል 400 ሺሕ ዶላር ደገፍ ኣፅዲቁ፡፡ እቲ ደገፍ ብባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዝመሓደር…

እስራኤል ኣብ ጋዛ ን60 መዓልታት ተኹሲ ደው ንምባል ተሰማሚዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) እስራኤል ኣብ ጋዛ ን60 መዓልታት ተኹሲ ደው ንምባል ዘኽእሉ ቅድመ ኩነታት ንምክያድ ተስማዕሚዓ ኢሎም ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ። ፕሬዚዳንት ትራምፕ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘሕለፍዎ መልእኽቲ÷ኣሜሪካ ኣብ ጋዛ ዝካየድ ዘሎ…