Fana: At a Speed of Life!

ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ ልዕሊ 9 ቢሊየን ብር ከስቢ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ቅድሚ ታክስ 9 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ከስቢ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። ምክትል ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢንቨስትመንት ሆልዲንግ ኢትዮጵያ ሃብታሙ ሃይለ ሚካኤልን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ትካልን…

ኣብ ክልል ትግራይ ዘላቒ ሰላም ንክይነግስ ዝግበር ከይዲ ፀረ-ሰላም ሓይሊታት ብኣግባቡ ምግንዛብ ይግባእ-ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዘላቒ ሰላም ንክይነግስ ዝግበር ከይዲ ፀረ-ሰላም ሓይሊታት ብኣግባቡ ምግንዛብ ይግባእ ክብሉ ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ኣተሓሳሲቦም። ኣብቲ ክልል ዘላቒ ሰላም ንከይነግስ እቲ ህዝቢ ኣብ ዓንኬል ጎንፂ…

ፈረንሳይ ዋር ኮሌጅ ምክልኻል እናበርከቶ ዝርከብ ኣስተዋፆኦ ንኢዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብጄኔራል ስቴፈን ሩሽ ዝተመርሐ ልኡኽ ምክልኻል ፈረንሳይ ኣብ ዋር ኮሌጅ ምክልኻል ዑደት ኣካይዱ፡፡ ኣብቲ እዋን ዑደት እውን፤ ዋር ኮሌጅ ምክልኻል ኣብ ዓለም ለኻዊን ዞባዊን ምትእስሳር እናበርከቶ ዝርከብ ዕዙዝ ኣስተዋፆኦ እቲ ልኡኽ ንኢዱ፡፡…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኩባ ኣብ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኩባ ብሩኖ ኤድዋርዶ ሮድሪጌዝ ፓሪላ ኣብ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ዑደት ገይሮም፡፡ እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ÷ ዕላዉ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባኣእታዎም ይፍለጥ። ኣብ ዑደቶም ድማ ኣብ ብሄራዊ…

ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ እዚ ዓመት ፕሬዚዳንት ኣንጎላ ጆኣዎ ሎሬንዞ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይዚ እዋን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ፕሬዚዳንት ኣንጎላ ጆኣዎ ሎሬንዞ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንቱ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣቀባብላ ገይሮምሎም። ፕሬዚዳንት ጆኣዎ ሎሬንዞ…

ፋሲል ከነማ ንመቻል ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 22 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ንመቻል 4 ን 2 ብዝኾነ ውፅኢር ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ ኣብቲ ፀወታ ንጋንታ ፋሲል ከነማ ጌታነህ ከበደ ክልተ ሸቶታት እንተመዝግብ÷ ዝተረፋ ድማ ቢኒያም ጌታቸውን ምኞት ደበበን…

ሕግታት እንትወፁ ንሃገርን ህዝብን ዝህብዎ ረብሓ ተፈቲሹ ኽኾን ይግባእ- ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓደሽቲ ሕግታት እንትወፅኡ ፈለማ ንሃገርን ህዝብን ዝህቡዎ ረብሓ ብግልፂ ተፈሊጡን ተፈቲሹን ክኸዉን ከምዝግባእ ኣፈ - ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ኣተሓሳሲቦም፡፡ ኣብ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ መንፈቕ ዓመት በጀት ዓመት 2017 ቀወምቲ…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኩባ ኣብ ፓርክ ምሕዝነት ኢትዮ-ኩባ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኩባ ብሩኖ ኤድዋርዶ ሮድሪጌዝ ፓሪላ ኣብ ፓርክ ምሕዝነት ኢትዮ-ኩባ ሕቑፊ ዕምበባ ኣንቢሮም፡፡ ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ሎሚ ወጋሕታ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ እቶም ሚኒስትር÷ ኣብ ፃንሒቶም ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…

ኢጋድ ኣብ ጉዳይ ደቡብ ሱዳን ዝጠመተ ህፁፅ ጉባኤ መራሕቲ ኣሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 43 ጉባኤ መራሕቲ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ተሳሊጡ፡፡ እቲ ብመርበብ ሓበሬታ ዝተኻየደ ጉባኤ መራሕቲ÷ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ደቡብ ሱዳን ጠመተ ዝገበረ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ ዋና ፅሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ…

1 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ሎሚ መልቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም (ዶ/ር)ን ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር…