ፌደሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዘሕለፎም ውሳነታት ባህሪታት ኩዕሾ እግሪ ኢዮም – ኣይተ ኢሳያስ ጅራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፌደሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ትማሊ ዘሕለፎም ውሳነታት ባህሪታት ኩዕሾ እግሪ ኢዮም ኢሎም ፕሬዚዳንት እቲ ፌዴሬሽን ኣይተ ኢሳያስ ጅራ፡፡
ጋንታ ሲዳማ ቡና ኣብ ቅፅዓት ዝነበሩ ተፃወትቲ ተጠቒሙ ኢዩ ብዝብል ፅዋዕ ኢትዮጵያ…