Fana: At a Speed of Life!

ፓትሪስ ሞትሴፔ ፕሬዚዳንት ካፍ ብምዃን ዳግም ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓትሪስ ሞትሴፔ ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ብምዃን ብዘይተነሓናሒ ዳግም ተመሪፆም፡፡ ደቡብ አፍሪካዊ ወዲ 63 ዓመት ፕሬዚዳንት ካፍ እዚ እዋን ፓትሪስ ሞትሴፔ ዳግም ምምራፆም ስዒቡ÷ ክሳብ 2029 ብፕሬዚዳንትነት ክመርሑ…

እንግሊዝ ንሪፎርም ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ትገብሮ ሓገዝ ከምተጠናኽር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ንግድን ዞባዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ልምዓት ኤምባሲ እንግሊዝ ኣብ ኢትዮጵያ ፖል ዋልተርስ ተዛትዮም፡፡ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ምትሕብባር ንግድን ኢንቨስትመንትን ከምኡ እዉን ኣብ ክልተኣዊ ዕድላት ዕዳጋ ምዝታዮም…

ንዕድጊት እታወት መድሓኒትን ሕክምናን 12 ቢሊየን ብር በጀት ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልዕሊ 12 ቢሊየን ብር በጀት ብምምዳብ ዕድጊት እታወት መድሓኒትን ሕክምናን ንምፍፃም ምድላው ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስቴር ጥዕና ብብርኪ ሃገር ለኸ ምስ ዝርከቡ 5 ሺሕ ሓለፍቲን መዳርግቲ ኣካላትን ዓውዲ ጥዕና ይዝቲ ኣሎ፡፡…

ኣብ ክልል ትግራይ ልምዓት ፍርያት ዓሳ ንምስፋሕ ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ልምዓት ፍርያት ዓሳ ንምስፋሕ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። በዓል ሞያ ዘፈር ሃፍቲ እንስሳን ዓሳን እቲ ቢሮ ኣይተ ኪዳነማሪያም ተካ፤ ኣብ ኣናእሽቲ ግድባት ልምዓት…

ምዝገባ ጉዕዞ መበል 1 ሺሕን 446 ሓጅን ዑምራን ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እዋን ምዝገባ ጉዕዞ መበል 1ሺሕን 446 ሓጅን ዑምራን ክሳብ 20 መጋቢት 2017 ዓ.ም ከምዝተናወሐ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ከይዲ ምንዋሕ ግዘ ካብ ትማሊ ኣትሒዙ ክሳብ 20 መጋቢት 2017 ዓ.ም ከምዝካየድ…

ኢትዮጵያ ትግበራ ስምምዕነት ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካ ንምቅልጣፍ ቆራፅ ከምዝኾነት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ኣካል መበል 57 ጉባኤ ሚኒስትራት ዝኾነ ኣኼባ ሰብ ሞያ ቴክኒክ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው ኣብቲ መድረኽ ኣብ ዘስመዐኦ መደረ፤ ኢትዮጵያ ንትግበራ ናፃ ዞባ ንግዲ ኣፍሪካ ኣብነት…

ብተሓዳሲ ሓይሊ ዝሰርሓ ተሸከርከርቲ ብምስፋሕ ወፃኢ ነዳዲ ምንካይ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብተሓዳሲ ሓይሊ ዝሰርሓ ተሸከርከርቲ ብምስፋሕ ወፃኢ ነዳዲ ምንካይ ከምዝግባእ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጀስቲክን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም፡፡ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጀስቲክን ምስ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ብምትሕብባር ኤሌክትሪክን ተሓዳሲ ሓይሊን…

መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣንፈትን ተስፋን ሃረር ኣብ ከተማ ሃረር ዝተጀመረ ልምዓት ኮሪደርን እቲ ከባቢ ንናብራን ንቱሪዝምን ምቹው ናይ ምግባር ምንቅስቓስን ተዓዚበ። ኣብታ ከተማ ዝተጀመረ ስራሕ ዓሚቕ ዓቕሚ ምፍላጥ፤ ከባቢያዊ ፀጋታት ንምዕባለ ምጥቃም፤ ማሕበረሰብ…

ኣብ ማይናማር ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 43 ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ማይናማር ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 43 ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ ካልኦት ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝርከቡ ኢትዮጵያዊያን ካብ ማይናማር ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕቲ እናወገነ ከምዝርከብ እውን…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ይምርቑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ይምርቑ ኣለዉ፡፡ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ብዋና መምርሒ ፋይናንስ ደገፍን ቁፅፅርን መሃንዲስ ምክልኻል ኣብ እዚ ምብራቕ ዝተሃነፀ ዘበናዊ መንበሪ ካምፕ ክፍለ…