ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ይምርቑ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ይምርቑ ኣለዉ፡፡ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ብዋና መምርሒ ፋይናንስ ደገፍን ቁፅፅርን መሃንዲስ ምክልኻል ኣብ እዚ ምብራቕ ዝተሃነፀ ዘበናዊ መንበሪ ካምፕ ክፍለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኩባ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኩባ ብሩኖ ኤድዋርዶ ሮድሪጌዝ ፓሪላ ዕላዊ ዑደት ንምግባር ሎሚ ወጋሕታ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም፡፡ እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣቀባብላ…
ስፓርት ኣብ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ሪያል ማድሪድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ሪያል ማድሪድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ናይ መልሲ ፀወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ሻምፒየንስ ሊግ ሎሚ መዓልቲ ቀፂሎም ካካየዱ ኢዮም፡፡ ኣትሌቲኮ ማድሪድ ኣብ ሜዳኣ ምስ ናይ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣባል ቦርድ ፈንድ ድሕንነት መገዲ ብምዃን ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Mar 12, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣባል ቦርድ ፈንድ ድሕንነት መገዲ (ዩኤንኣርኤስኤፍ) ብምዃን ተሾይሞም፡፡ ኢትዮጵያ ሃገራዊ ስትራቴጂ ድሕንነት መገዲ ብምሕንጣፅን ትምህርቲ ድሕንነት መገዲ ኣብ ውሽጢ…
ቢዝነስ ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ኮሪያ ሪፐብሊክ ዘቲየን Desta Mar 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ኮሪያ ሪፐብሊክ ጁንግ ካንግ ዘቲየን። እቲ ዘተ፥ ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንሕብረት ኣዉሮፓ ቁልፊ መሓዛ ኾይና ምቕፃላ ተገሊፁ Desta Mar 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ንሕብረት ኣዉሮፓ ቁልፊ መሓዛ ኾይና ምቕፃላ ኣምባሳደር ሕብረት ኣዉሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ሶፊ ፍሮም ኢመስበርገር ገሊፀን፡፡ መቐመጢአን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበራ ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣዉሮፓ ሓበራዊ መግለፂ ሂበን፡፡ ኣምባሳደር ሕብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር ) ብሓደጋ ጋህሲ መሬት ዝተመዛበሉ ወገናት ስራሕቲ ምጥያሽ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኣተሓሳሲቦም Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)÷ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጎፋ ወረዳ ገዜ ጎፋ ብሰንኪ ዘጋፀመ ሓደጋ ጋህሲ መሬት ዝተመዛበሉ ወገናት ስራሕቲ ምጥያሽ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኣተሓሳሲቦም፡፡ ኣብ…
ስፓርት ማንቼስተር ዩናይትድ 100 ሺሕ ተመልከትቲ ዘተኣናግድ ስታዲየም ክትሃንፅ ኢያ Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማንቼስተር ዩናይትድ 100 ሺሕ ተመልከትቲ ዘተኣናግድ ሓዱሽ ዓብዪ ስታዲየም ክትሃንፅ ምዃና ዕላዊ ገይራ፡፡ ብክልተ ቢሊየን ፓውንድ ወፃኢ ዝህነፅ እቲ ሓዱሽ ስታዲየም ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ዓመት ክዛዘም ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ተገሊፁ፡፡ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግሩፕ ኢነርጂ ቻይና ኣብ ዓውዲ ኢነርጂ ኣብ ኢትዮጵያ ንምውፋር ዘኽእሎ ዘተ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Mar 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ግሩፕ ዓለም ለኸ ኢነርጂ ቻይና ቺያዎ ሽዩቢን ተዛቲዮም፡፡ ናይ ክልቲኦም ወገናት ዘተ፤ እቲ ትካል ክወፈረሎም ኣብ ዝኽእለሎም መመሓየሺ መመሓላፊ መስመራት ሓይሊን ካብ ዋና መስመር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቶት ስትራቴጂ ማእኸላይ ግዘ ምፅዳቑ ንጠንካራ ሪፎርም ኢኮኖሚ ወሳኒ ትልሚ ምዃኑ ተገሊፁ Desta Mar 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት እቶት ስትራቴጂ ማእኸላይ ግዘ ምፅዳቑ ንጠንካራ ሪፎርም ኢኮኖሚ ወሳኒ ትልሚ ምዃኑ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ገሊፀን፡፡ “ዓወታት ልምዓት ንምድጋፍ ኣተሓሳስባ እቶት ዉሽጢ ዓዲ ምጉልባት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ…