ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት ጣቢያ መከፋፈሊ ኤሌክትሪክ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ገዳ 48 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈፃፅማ ፕሮጀክት ጣቢያ መከፋፈሊ በዓል 230 ኪሎ ቮልት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ገዳ 48 ነጥቢ 5 ሚኢታዊ በፂሑ።
ክሳብ ወርሒ ሓምለ ንምዝዛም ይስራሕ ከምዘሎ እውን ተሓቢሩ።
ኣካያዲ ስራሕ ሳይት እቲ ፕሮጀክት ቴዎድሮስ ጋሻው፥…