ኣመራርሓ ኣብ ቀፃሊ 90 መዓልታት ዝስርሑ ስራሕቲታት ልምዓት ብቆራፅነት ክሳተፍ ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ብምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀፃሊ 90 መዓልታት ዝስርሑ ስራሕቲታት ልምዓት ኣመራርሓ ብቆራፅነት ክሳተፍ ይግባእ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ፡፡
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ቀፃሊ 90 መዓልታት ዝስርሑ ኣጀንዳታት ምንቅስቓስ ብዝምልከት…