ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይና ሃገራት ደቡብ ኣብ ሓበራዊ ዕቤት ብሓባር ንኽሰርሓ ፀዊዓ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቻይና ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ደቡብ ኣብ ሓበራዊ ራኢን ዕቤትን ብሓባር ንኽሰርሓ ፃውዒት ኣቕሪባ፡፡ ቻይና ምስ ሃገረት ኣፍሪካን ደቡብን ዘለዋ ምትሕብባር ንምጥንኻር ዝተበፅሐ ስምምዕነት ቻንግሻ ኣፈፃፅምኡ ብዝምልከት ሓበራዊ ምኽክር ብምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኡሽተይ ተሓራሲ መሬት ዘለዎም ሓረስቶት ግልጋሎት ፋይናንስን ኢንሹራንስን ይቀርብ ኣሎ mizan mekonen Jun 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንለውጢ ከባባ ኣየር ተቓላዕቲ ዝኾኑ ኣብ ንኡሽተይ ተሓራሲ መሬት ዘፍርዩ ሓረስቶን ሰበኽ ሳግምን ዓቕሚ ፋይናንስ ብምዕባይ ምህርቶምን ኣፍራይነቶምን ንክውስኽ ደገፍ ይግበረሎም ኣሎ። ኣብ ኣናእሽተይ ተሓራሲ መሬት ዘፍርዩ ሓረስቶት ተቃላዕነት ለውጢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 2ይ ምዕራፍ ልምዓት ኮሪደር ልዕሊ 60 ሺሕ ንዝኾኑ መናእሰይ ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መካየዲ ስራሕ ቤት ፅሕፈት ከተማ ኣዲስ ኣበባ 28 መስከረም 2017 ዓ.ም ኣብ ዝተጀመረ ካልኣይ ምዕራፍ ልምዓት ኮሪደር ካብ 60 ሺሕ ንዝበልፁ መናእሰይ ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ ኢሉ። ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ዋና መካየዲ ስራሕ ኣዲስ ኣበባ ወንድሙ ሴታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጀልባ ጣና ነሽ ፪ ኣብ ከተማ ኣዳማ ኣቀባብላ ተገይሩላ mizan mekonen Jun 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ቃላይ ጣና ንግልጋሎት መዘናግዕን መጓዓዝያን ንምሃብ ናብ ሃገር ዝኣተወት ጀልባ ጣና ነሽ ፪ ኣብ ከተማ ኣዳማ በፂሓ። እታ ጀልባ ኣብ ከተማ ኣዳማ እንትትበፅሕ ነበርቲ ከተማ ኣዳማ ኣብ ኣደባባይ ብምውፃእ ኣቀባብላ ገይሮምላ፡፡ ሓይሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተቃላዒነት ሓደጋ ውሕጅ ንምንካይ ይስራሕ ኣሎ mizan mekonen Jun 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣት ዓቕሚ ክልላት ብምጥንኻር ተቃላዒነት ሓደጋ ውሕጅ ክረምቲ ንምንካይ ይስራሕ ኣለኹ ኢሉ፡፡ ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ሽፈራሁ ተኽለማርያም (ዶ/ር ) ንሓደጋ ውሕጅ ቅልጡፍ ምላሽ ንምሃብ ምስ ክልላት ብምውህሃድ ስራሕቲ ምስርሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 3ይ ሃገር ለኸ ጉባኤ ሰላም ኣብ ከተማ ባህር ዳር ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 11, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)3ይ ሃገር ለኸ ጉባኤ ሰላም "ሃይማኖታት ንሰላም፣ ንምክብባርን ሕብረትን" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ጉባኤ ሰላም ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ምስ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ክልል ኣምሓራ ብምትሕብባር ዝተሰናደአ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላፍቶ ኩለ መዳይ ማእኸል ዕዳጋ ተመሪቑ Desta Jun 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 8 ነጥቢ 8 ሄክታር መሬት ዝዓረፈ ላፍቶ ቁፅሪ ክልተ ኩለ መዳይ ማእኸል ዕዳጋ ተመሪቑ። እቲ ማእኸል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ(ዶ/ር) ብሓባር ብምዃን መሪቐም ከፊተምዎ።…
ስፓርት ሪያል ማድሪድ ንዲን ሁይሰን ኣፈሪማ Gebremariam Weldegerima Jun 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋንታ ሪያል ማድሪድ ተፃዋታይ ናይ ማእኸል ክፍሊ ምክልኻል ንዝኾነ ዲን ሁይሰን ካብ ቦርንማውዝ ከምዘፈረመቶ ዕላዊ ገይራ፡፡ እቲ ስፔናዊ ተፃዋታይ ኣብ ዝተዛዘመ ዘበነ ውድድር ኣብ እንግሊዛዊት ጋንታ ቦርንማውዝ ኣብ ዝነበሮ ፃንሒት÷ 32 ናይ ሊግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ረቂቕ በጀት 2018 ዓ.ም 1 ነጥቢ 93 ትሪሊየን ብር ብምዃን ቀሪቡ Desta Jun 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 35 ስሩዕ ኣኼብኡ ዘቕረብዎ መግለፂ ረቂቕ ባጀት 2017 ዓ.ም መንግስቲ ፌዴራል ኣዳሚፁ። ኣይተ ኣሕመድ፥ እቲ ረቂቕ ባጀት ተግባራዊ ንዝግበር ዘሎ መመሓየሺን ፊሲካል ፖሊሲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩለ መዳያዊ ዕብየት ንምምፃእ ዓውዲ ኣገልግሎት መንግስቲ ልዑል ግደ ኣለዎ-ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Desta Jun 10, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሓንቲ ሃገር ኩለ መዳያዊ ዕብየት ንምምፃእን ተረባሕነት ዜጋታት ንምርግጋፅን ዓውዲ ኣገልግሎት መንግስቲ ልዑል ግደ ኣለዎ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ። ዓብዪ ኮሚቴ ኣመራርሓ ኣገልግሎትን ምምሕዳርን ሪፎርም መንግስቲ ሎሚ መበል…