ስፓርት መበል 18 ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያ ተዛዚሙ mizan mekonen Jun 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መበገሲን መብፅሒን ኣብ መስቀል ኣደባባይ ዝገበረ መበል 18 ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ፋንቱ ወርቁ ብውድድር ደቂ ተባዕትዮ ድማ ሌሊሳ ፉፋ ተዓዊቶም። ብውድድር ደቂ ደቂ ኣንስትዮ ፋንቱ ወርቁ ካብ ኢትዮ ኤሌክትሪክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2018 በጀት ዓመት ረቂቕ በጀት ኣብ ቀፃሊ ዓመታት ዝህልው ማክሮ ኢኮኖሚ ትንበያ ማእከል ዝገበረ እዩ – ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ mizan mekonen Jun 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) 2018 በጀት ዓመት ረቂቕ በጀት ኣብ ቀፃሊ ዓመታት ዝህልው ማክሮ ኢኮኖሚ ትንበያ ማእከል ዝገበረ ምዃኑ ሚኒስትር ገንበዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም፡፡ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተማልአ ምምሕያሽ ኣፋፃፅማ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣብ ካልኦት ኢኮኖሚያዊ ጉዳያትን…
ስፓርት ፍፃመ ፀወታ ኔሽንስ ኣውሮፓ ሊግ ሎሚ ምሸት ክካየድ እዩ mizan mekonen Jun 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኔሽንስ ኣውሮፓ ሊግ ፖርቹጋል ምስ ስፔን ሎሚ ምሸት ዝገብርኦ ፍፃመ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ። እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ሙኒክ ስቴድየም ኣሊያንዝ ኣሬና ዝካየድ እንትኸውን ክልቲአን ክለባት ብመንፅር ዘለዉወን ብሉፃት ተፃወትቲ ብተመልከቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኢትዮጵያ ሓሳቡ ብምግላፁ ዝእሰር የለን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jun 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ድልየት ስልጣን ብሓይሊ ንምሓዝ ተሊሙን ተወዲቡን እንትንቀሳቐስ ከምኡውን ብኻልኦት ገበናት እንትሳተፍ እንበር ሓሳቡ ብምግላፁ ዝእሰር የለን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ንኢትዮጵያዊያን ብሰፈር ከይፈላለየ ሓቚፉ ዝሓዘ ፓርቲ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Jun 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ቅድመ ሐዚ ካብ ዝነበሩ ዝተፈለየ ኣተሓሳስባ ዘለዎን ንኢትዮጵያዊያን ብሰፈር ከይፈላለየ ሓቚፉ ዝሓዘን ብሕታዊ ፓርቲ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ቴሌቪዥን ኢትዮጵያ ኣብ ዝገበርዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስርቂ ስብራት ከምዝኾነ ወሲድና ኣብ ሰለስተ ምዕራፍ መቒልና ንምክልኻል ንሰርሕ ኣለና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Jun 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ብሄራዊ ረብሓ ልዑል ጉድኣት ዘብፅሕ ሰርቂ ስብራት ከምዝኾነ ወሲድና ኣብ ሰለስተ ምዕራፍ መቒልና ንምክልኻል ንሰርሕ ኣለና ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘካየድዎ በዓል ኣርባዕተ ክፋል ቃለ መሕትት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓለም ልምምድ ሃገራት ኣልቦ ወደብ ዘየለ ግፍዒ ኣብ ኢትዮጵያ ተፈፂሙ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Jun 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓለም ልምምድ ሃገራት ኣልቦ ወደብ ዘየለ ግፍዒ ኣብ ኢትዮጵያ ተፈፂሙ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል ራብዓይ ክፋልን ናይ መወዳእታን ቃለ መሕትቶም፥ ኢትዮጵያ ኣብ ታሪክ በሪ ባሕሪ(ወደብ)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምስ ሞያተኛታት ኪነ ጥበብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኩለ መዳያዊ ለውጢታት ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዕና-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Desta Jun 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስ ሞያተኛታት ኪነ ጥበብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኩለ መዳያዊ ለውጢታት ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዕና ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ፥ ሃገርን ጥበብን ንብራኸ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ከተማዊ መዛዘሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ፅባቐ ካልኣይ ደረጃ ንዝሓዘት ሃሴት ደረጀ ሽልማት ሂበን Desta Jun 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ህንዲ ሃይድራባድ ኣብ ዝተዳለወ ዓለም ለኸ ውድድር ሚስ ወርልድ' ፅባቐ ካልኣይ ደረጃ ንዝሓዘት ሃሴት ደረጀ ሽልማት ሂበን። ኣብ ኣዲስ ኣበባ “ሃገርን ጥበብን ንብራኸ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሩሲያን ኢራንን ኣብ ልምዓት ሳተላይት ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን Desta Jun 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሩሲያን ኢራንን ኣብ ልምዓት ሳተላይት ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ኣምባሳደር ኢራን ኣብ ሩሲያ ካዚም ጃላሊ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ጠፈር ሩሲያ ዲሜትሪ ባካኖቭ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ከልቲአን…