ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝበ ክርስትያን በዓል ትንሳኤ ብሓድነትን ምርድዳእን ከብዕልዎ ይግባእ – ኣቦታት ሃይማኖት mizan mekonen Apr 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ህዝበ ክርስትያን በዓል ትንሳኤ ብሓድነትን ምርድዳእን ብሓደ ኾይኖም ከብዕልዎ ከምእግባእ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም፡፡ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወጨጌ ዘመንበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል ትንሳኤ ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም mizan mekonen Apr 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል ትንሳኤ ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኹም ሰናይ ትምኒት መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ሙሉእ ትሕዝቶ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ:- እንኳዕ ንበዓል ትንሳኤ እየሱስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ድሬዳዋ ተኸተልቲ ሃይማኖት እስልምና ካብ ስግደት ንዝምለሱ ክርስቲያን ምዕመናን መኣዲ ኣካፊሎም Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ድሬዳዋ ተኸተልቲ ሃይማኖት እስልምና ካብ ስግደት ንዝምለሱ ክርስቲያን ምዕመናን መኣዲ ኣካፊሎም፡፡ በዓል ስቕለት ሎሚ መዓልቲ ካብ ወጋሕታ ጀሩ ኣብ ድሬዳዋ ብዝርከቡ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ብስግደት፣ ብዝማሬ፣ ብፀሎትን ብንስሃ ተዘኪሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ስቕለት ንመሃሮ ይቕሬታ ምግባር፣ ትሕትናን ምክብባርን ኢዩ – ብፁዕ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ሱራፌል Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ንመሃሮ ይቕሬታ ምግባር፣ ትሕትናን ምክብባርን ኢዩ ክብሉ ሊቀጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ሱራፌል ገሊፆም፡፡ በዓል ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ብተኸተልቲ እምነት ካቶሊካዊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጌዲዮን ጢሞቲዮስ (ዶ/ር) ምስ ደቡብ ሱዳን መዘነኦም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዮስ (ዶ/ር) ሓዱሽ ምስ ዝተሸሙ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ሱዳን መንዳይ ሰማያ ኩምባ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ እተን ሃገራት ዘለዉ ትኹረት ዝጠልቡ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ብምድሃብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓርቢ ስቕለት ብኣስተንህሮ ክርስትና:- Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2025 0 "ኢየሱስ ክርስቶስ ንኣዳምን ንኩሎም ደቁን ቤዛ ኮይኑ ኣብ ልዕሊ መስቀል ተሰቒሉ ዝወዓለላ ዕለት ኢያ እሞ ማቴ ፳፯፥፴፭ ዓርቢ ስቕለት ትበሃል። ሰናይ ዓርቢ እውን ትበሃል፡- ቅድሚ ስቕለት ኢየሱስ ብፍላይ ድማ ብሕጊ ሮማውያን ምልክት መቕፅዒ ገበኛታት ዝነበረ መስቀል ብደሙ ቀዲሱ ናይ ምሕረት፣ ህይወት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብምትሕስሳብ ዘለና ተኻፊልካ ናይ ምንባር ባህልና ብዝበለፀ ክነጠናኽር ይግባእ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ባህሊ ምግባርን ብዝበለፀ ምጥንኻርን ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር በዓል ትንሳኤ ምኽንያት ብምግባር ትሑት ኣታዊ ንዘለዎም ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ካብ ምሕላው ሓሊፉ ታሪኽ ናይ ምሕዳስ ተግባራትና ኣጠናኺርና ክንቀፅል ኢና – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልል ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ይኹን መጥቃዕቲ ካብ ምሕላው ሓሊፉ ታሪኽ ናይ ምሕዳስ ተግባራትና ኣጠናኺርና ክንቀፅል ኢና ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ ኣፍሊጦም፡፡ እቶም ዋና ኣዛዚ ልዕሊ 37 ዓመት ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ይዝከር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታታት ይዝከር ኣሎ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ሊቀጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ብኢትዮጵያ ፁዕ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ሱራፌልን ተኸተልቲ እቲ እምነትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ 2050 ልቀት ካርበን ዜሮ ንምብፃሕ ዘኽእሉ ስራሕቲ ተካይድ ኣላ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ (ዶ/ር) mizan mekonen Apr 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ለውጢ ከባቢ ኣየር ንምክልኻል ኣብ 2050 ልቀት ካርበን ዜሮ ንምብፃሕ ተሊማ ጠመተ ሂባ እናሰርሐት ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጉባኤ ቬይትናም 2025 ፒ4ጂ ኣብ ዘስምዕዎ ዘረባ÷…