ኢትዮጵያ 5ይ ኣኼባ ፒ4ጂ ንምስንዳእ ሽግ ብምርካባ ኩርዓት ይስመዓ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ 2027 ዓ.ምፈ ዝካየድ ሓምሻይ ኣኼባ ፒ4ጂ ንምስንዳእ ሽግ ብምርካባ ኩርዓት ይስመዓ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድይኦም ÷ኣኼባ ሀኖይ ሓምሻይ ይኹን እምበር…