ደቃ ናብ ቤት ትምህርቲ ተፋኒ ዝነበረት ኣዶ ሓዊሱ 3 ሰባት ብሓደጋ ትራፊክ ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ደብረ ብርሃን ዝጓዓዝ ዝነበረ ተሽከርካሪ ደረቕ ፅዕነት ኣብ ከባቢ ጠባሴ እንትበፅሕ መገዲ ስሒቱ ብምውፃእ ኣብ ልዕሊ ህይወት ሰባት ሓደጋ ኣብፂሑ።
በቲ ሎሚ ንጎሆ ሰዓት 1፡00 ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ፥ ደቃ ናብ ቤት ትምህርቲ…