ምጥፋእ ብዝሃ ህይወትን ምዕራቕ መሬትን ብምውጋእ ተፈጥሮ ንምሕላው ስጉምቲታት ክውሰዱ ይግባእ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምጥፋእ ብዝሃ ህይወትን ምዕራቕ መሬትን ብምውጋእ ተፈጥሮ ንምሕላው ቅልጡፍ ስጉምቲታት ክውሰዱ ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣገንዚቦም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፤ “ዘላቂን ህዝቢ…