ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ተግባራዊ ድሕሪ ምዃኑ ቀረብ ሸርፊ ወፃኢ ብልዑል ብርኪ ወሲኹ – ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ምምሕያሽ ማክሮ ኢኮኖሚ ተግባራዊ ካብ ዝኸውን ኣትሒዙ ቀረብ ሸርፊ ወፃኢ ብልዑል ብርኪ ምውሳኹ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን፡፡
እተን ሚኒስትር÷ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ማሕበረሰብ ዝተለዓሉ…