ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣፍሪካ ምዝማን ናብራ ከተማነት ዕዙዝ ኣሰረ ተንብር ኣላ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዲስ ኣበባ ኣብ ኣፍሪካ ምዝማን ናብራ ከተማነት ዕዙዝ ኣሰረ ተንብር ኣላ ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡
ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ዘላቒ ልምዓትን ኢንቨስትመንት ከተማ ዘለወን ምሕዝነት ንምዕባይ ዝዓለመ ፈላማይ ፎረም ኮንስትራክሽን፣ መሰረተ…