Fana: At a Speed of Life!

ስነ ስርዓት በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ሶላት ብብርኪ ሃገር ብድምቐት ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 1ሺሕን 447 ስነ-ስርዓት በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ሶላት ብብርኪ ሃገር ብድምቀት ተካይዱ ኢሉ ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ። እቲ ትካል ከምዘፍለጦ ፤ ሶላት ዒድን ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓትን ብዓወት ንምዝዛም ብዘመናዊ ቴክኖሎጂ…

ስነ-ስርዓት ሶላት ዒድ ኣል ፈጥር ብድምቀት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ መበል 1ሺሕን 447 ስነ-ስርዓት ሶላት ዒድ ኣል ፈጥር ብድምቀትን ተኸቢሩ ተዛዚሙ ኢሉ ላዕለዋይ መምርሒ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ። እቲ መምርሒ ከምዘፍለጦ፤ ስነ-ስርዓት ሶላት ብዓወት ንኽዛዘም ኣካላት ፀጥታ…

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ንበዓል ዒድ ኣል ፈጥር ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ ኣሕሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ን መበል 1ሺሕን 447በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። እተን ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፍኦ መልእኽቲ፥ ንኹሎም ተኸታተልቲ እምነት እስልምና…

በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ሶላት ዒድ ብዓብዪ ድምቀት ተኻይዱ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ሶላት ዒድ ብዓብዪ ድምቀት ተካይዱ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፍኦ መልእኽቲ፤ እቲ መርሃ ግብሪ ብዓወት ክዛዘም…

ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኮኬይን ሓቢኣ ንምሕላፍ ዝፈተነት ተጠርጣሪት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ 500 ግራም ኮኬይን መዕወኒ ሓሽሽ ሓቢኣ ንምሕላፍ ዝፈተነት ተጠርጣሪት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒላ፡፡ ሙኪሳ ስቴላ ዝተብሃለት ኡጋንዳዊት ውልቀሰብ እቲ መዕወኒ ሓሽሽ ኣብ ውሽጢ መሕለዊ ፅሬት ደቂ ኣንስትዮ…

ኣይተ ኣደም ፋራህ ንበዓል ዒድ ኣል ፈጥር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብጸሐኩም ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብጸሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ኣብ…

ቲቦ ኮርቱዋ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ንብዙሓት ሰሙናት ካብ ሜዳ ክርሕቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤልጂዬማዊ ሓላዊ ልዳት ሪያል ማድሪድ ቲቦ ኮርቱዋ ጉድኣት ከምዘጋጠሞ ጋንትኡ ዕላዊ ገይራ፡፡ ቲቦ ኮርቱዋ ብዘጋጠሞ ጉድኣት ምኅንያት ካብ 6 ክሳብ 8 ሰሙን ካብ ሜዳ ክርሕቕ ከምዝኽእል ተገሊፁ፡፡ በዚ ድማ ወዲ 33 ዓመት ሓላዊ ልዳት…

መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር 9 ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅባሕ ኣብ ዝኽበር መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር ትሽዓተ ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ ኢሉ ሚኒስቴር ምክልኻል፡፡ እቲ መድፍዕ ፅባሕ 11 መጋቢት 2018 ዓ.ም ወጋሕታ ሰዓት 12 ከምዝትኮስ ኣብቲ ሚኒስቴር ማእኸል…

ፍሬህይወት ታምሩ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ደቂ ኣንስትዮ መራሐቲ ቢዝነስ ኣፍሪካ ዝብል ኣፍልጦ ረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ደቂ ኣንስትዮ መራሐቲ ቢዝነስ ኣፍሪካ 2026 ዝብል ኣፍልጦ ረኺበን፡፡ እተን ዋና ፈፃሚት ስራሕ መቐመጢኡ ኣብ እንግሊዝ ለንደን ዝገበረ መፅሄት ቢዝነስ ኣፍሪካ ኣብ ዝርዝር ፅዕንቶ…

እንሃንፆ መንግስቲ ብቅድመ መረፃ ተሳትፎና ዝውሰን ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እንሃንፆ ሕጋዊን ህዝባዊን መንግስቲን ዝውሰን ኣብ ቅድመ መረፃ ብእንገብሮ ተሳትፎና ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መግለፂ…