ተፈጥሮ ዝሃትና ፀጋ ምክንፈልጥን ክንግንዘብን ይግባእ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ተፈጥሮ ዝሃትና ፀጋ ምክንፈልጥ፣ ክነንብብን ክንግንዘብን ይግባእ ኢሎም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣካል ውጥን መዓዲ ንትውልዲ ዝኾነ ኣብ ክልል ዓፋር ዝተሃነፀ ሎጅ ኒዒን ሌ ፓልም ትማሊ መሪቖም ከፊቶም፡፡…