Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ “ብሉፅ መገዲ ኣየር ኣገልግሎት ካርጎ ኣፍሪካ” ብምባል ኣፍልጦ ተጎናፂፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ካርጎን ሎጂስቲክስን ኣብ ኬኒያ ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ሽልማት ልህቀት ኣገልግሎት ፅዕነት ኣየር 2025 “ብሉፅ መገዲ ኣየር ኣገልግሎት ካርጎ ኣፍሪካ” ብምባል ኣፍልጦ ተጎናፂፉ። ካብዚ ብተወሳኺ “ብሉፅ ኤርፖርትኣገልግሎት ካርጎ…

ሃገራዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ 25 ከተማታት ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ 25 ከተማታት ከመዝካየድ ተገሊፁ። እቲ ኮንፈረንስ ብኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ኣባላት ቤት ምኽሪን ዝምራሕ ከምዝኾነ ኣብቲ ፓርቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ብመሰረት እዚ ነቲ…

ሚኒስቴር ጥዕና 62 ተሽከርከርቲ ንክልላት ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር 62 ተሸከርከርቲ መጓዓዓዝቲ መድሓኒት ንክልላት ኣረኪቡ፡፡ እተን ተሽከርከርቲ ካብ ግሎባል ፈንድ፣ ማእኸል መከላኸሊን መቆፃፀሪን ሕማማት ኣፍሪካ (ኣፍሪካ ሲዲሲ)ን ጋቪን ብዝተረኸበ ሓገዝ ገንዘብ ዝተዓደጋ ኢየን ተባሂሉ፡፡ ብ6…

ታጂኪስታን ንስግግር ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንኢዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፓኪስታን ጀማል በከር ምስ ሚኒስትር ንግዲን ኢኮኖሚ ልምዓትን ታጂኪስታን ዛቭኪዞዳ ዛቭኪ ኣሚን ተዛቲዮም። ኣብዘተኦም ድማ ኣምባሳደር ጀማል÷ ኢትዮጵያ ናብ ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ዝገበረቶ ዕዉት ስግግር ኣመልኪቶም ነቶም…

ጌዲዮን ጢሞቲዮስ (ዶ/ር) ምስ ም/ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ኣውሮፓ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዮስ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓ ካጃ ካላስ ኣብ ጆሃንስበርግ ዘቲዮም። ጎድኒ ንጎድኒ ጉባኤ ሚኒስትራት ጉጅለ 20 ኣብ ዝተገበረ ዘተ፥ ክልቲኦም ወገናት ኣብ ክልቲኣዊ፣ ቀጣናዊን…

ድልድል ኣውዲቅካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድልድል ኣውዲቅካ ምሕላፍ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ኣብ ስዊዘርላንድ ከተማ ናዮን ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ብመሰረት እዚ አርሰናል ምስ ፒ ኤስ ቪ አይንድሆቨን ከምኡ እውን ሊቨርፑል ምስ ፒ ኤስ ጂ ተደልዲለን፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ክለብ ብሩገ ምስ…

ልዕሊ 246 ሺሕ ቱሪስታት ውሽጢ ሃገር ወፃኢን ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ተመሪቑ ናብ ስራሕ ካብ ዝኣቱ ንደሓር ልዕሊ 246 ሺሕ ቱሪስታት ውሽጢ ሃገር ወፃኢን ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ከምዝጎብነዩዎ ተገሊፁ፡፡ ዋና ዳይሬክተር ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ግሩም ግርማ÷ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንህዝቢ ክፍቲ ካብ ዝግር…

ፃውዒት ሰላም ንዝተቐበሉ ነበር ኣመራርሓ ኦነግ ሽመት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ፃውዒት ሰላም ንዝተቐበሉ ነበር ኣመራርሓ ኦነግ ሽመት ሂቡ፡፡ ብመሰረት እዚ፡- ኣይተ ያደሳ ነጋሳ--------- ኣማኻሪ ጉዳያት ሰላምን ድሕንትን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ኦሮሚያ ረቡማ…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝተሓተመ ሓዱሽን ዘበናዊ ፓስፖርት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)እዋኑ ዝበፅሖ ቴክኖሎጂ ብምጥቃም ኣብ ትዮጵያ ዝተሓተመ ሓዱሽ ፓስፖርት ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ዝተረኸቡሉ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ኣብቲ እዋን ኣብ ዝገበሩዎ መደረ÷ “ኤሌክትሮኒክ ፓስፖርት ተግባራዊ ምግባርና ምስሊ ሃገር ካብ…

ብደገፍ ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ሽረ እንዳስላሰ ዝህነፅ ዘሎ ቤተ ትምህርቲ ኣብ ቀፃሊ ዓመት ክዛዘም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብደገፍ ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዝህነፅ ዘሎ ካልኣይ ብርኪ ቤተ ትምህርቲ ኣብ ቀፃሊ ዓመት ብምዝዛም ኣገልግሎት ከምዝህብ ተገሊፁ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ እታ ከተማ ገብረመድህን ወልደ ጊዮርጊስ፥…